ሓደ ሓደ ብመንግስቲ ዝረአዩ ዛዕባታት ካብቶም ካልኦት ጉዳያት ንላዕሊ ዝተሓላለኹ ዝኾኑሉ ግዜ ኣሎ። ከምዚ ኩነታት ምስዘጋጥም፡ መንግስቲ...
ፖሎቲካ
ኣብ ዩክሬን እናበኣሰ ዝመጽእ ዘሎ ውጥሪ ምኽንያት ብምግባር: ፕረዚደንት ኣመሪካ ጆ ባይደንን መዘናኡ ሩስያዊ ፑቲንን ጽባሕ ሰሉስ...
መራሒ ዕጡቕ ጒጅለ ኮሎምቢያ Farc: ኣብ ቨነዝዌላ ኣብ ዝተኻየደ ድብያዊ መጥቃዕቲ ከም ዝተቐትለ ተገሊጹ። ምሉእ ስሙ: ሄራን...
ጳጳስ ፍራንሲስ: ነቲ ኣውሮጳውያን: ንስደተኛታት ብሕማቕ ክኣልዩ ዝገብርን እናሳዕረረ ዝመጽእ ዘሎን ጸቢብ ውልቃዊ ረብሓን ሃገራውነትን ኮኒኑ። ንሱ...
ናይ ዝቕጽል ዓመታዊ ባጀት ናይ ማእከላይ መንግስቲ ንምድላው፡ ክሳብ ሓደ ዓመት ዝወስድ ጉዳይ እዩ። እቲ መስርሕ፡ ሚኒስተር...
ነፍሲ ወከፍ ሚኒስትሪ፡ ነቶም ብመንገዲ ባይቶን መንግስትን ውሳኔ ንዝተበጽሐሎም ዋኒናት ንምትግባር ኣብ ልዕሊ ዝተወሰኑ መንግስታዊ ትካላትን በዓል...
በዓል መዚ ኢሚግሬሽን ሽወደን፡ 20 ሽሕ ዝኸውን መልሲ ዘይተዋህበሎም ናይ ዓማዊል ኤሌክትሮኒካዊ ደብዳቤታት (e mail) ኣብ ኢዱ...
መንግስታዊ ቤት ጽሕፈታት (Government Offices) ከም ሓደ ኣካል ናይ መንግስቲ ዝዓዪ ኮይኑ፡ ነቲ መንግስቲ ኣብ ከይዲ ምሕደራ...
ኣብ ማዳጋስካር ኣጋጢሙ ዘሎ ቅልውላው መግቢ፡ ምስ ምልዋጥ ክሊማ ምንም ምትሕሓዝ ከም ዘይብሉን ብኻልኦት ረቛሒታት ከም እተኸስተን...