ሱዳናውያን: ንወተሃደራዊ ዕልዋ መንግስቲ ብምቅዋም: ኣብ ጎደናታት ከተማ ካርቱም ሰልፊ ኣካዪዶም። ፖሊስ እታ ሃገር ኣብ ልዕሊ እዞም...
ፖሎቲካ
ኣብ ቺለ ኣብ ዝተኻተደ ፕረዚደንታዊ ምርጫ: ጸጋማዊ ሕጹይ ተወዳዳሪ: ገብርኤል ቦሪስ ተዓዊቱ’ሎ። እዚ ዝኸውን ዘሎ: ሕሉፍ የማናዊ...
መትከላት ‘ንህዝቢ ፍቑድ ናይ ምዃን ተኽእሎ’ ማለት ብዝተኻእለ መጠን፡ ንጥፈታት ናይ መንግስታዊ ትካላት፣ ናይ ባይቶን ናይ ዞባ...
ኣብ ወርሒ ሓምለ ናይዚ ዓመት: ሰራዊት ምያንማር: ኣብታ ሃገር: ጃምላዊ መቕተልቲ ሲቪላውያን ብምክያድ ብውሕዱ 40 ሰባት ከም...
ናይ ኦሚክሮናዊ ጅር ቫይረስ ምስፍሕፋሕ ንምቕናስ ብዝብል፡ መንግስቲ ፈረንሳ ካብን ናብን ዓባይ ብሪጣንያ ንዝግበሩ ኩሎም ዓይነታት ዘየድልዩ...
ድሕሪ መፋርቕ 1960’ታት፡ ተሳትፎ መጠን ደቂ ኣንስትዮ፡ ኣብ ናይ ሽወደን ናይ ስራሕ ዕዳጋ ብቕልጡፍ እንዳወሰኸ ዝመጸ ኾይኑ፡...
መንግስቲ ኣሜሪካ፡ ንሸሞንተ ተወሰኽቲ ኩባንያታት ቻይና፡ ኣብ ዝርዝር ኣስማት ጸሊም መዝገብ ንምስፋር ተዳልዩ ከምዘሎ ጋዜጣ ፋይናንሽያል ታይምስን...
ብመሰረት መግለጺ ሚኒስትሪ ፋይናንስ ሃገረ ቻይና፡ ኣብ ዝመጽእ ዓመት፡ ኣብ ልዕሊ 1000 ዝኾኑ ናይ ንግዲ ኣቑሑት እንተላይ...
እቲ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ሚኒያፖሊስ ብቕትለት ጆርጅ ፍሎይድ ተኸሲሱ ዝጸንሐ፡ ደሪክ ሾቪን፡ ዝተባህለ ኣባል ፖሊስ፡ ንፌደራላዊ...