ሽማግለ ናይ ቅዋም (Committee on the Constitution – KU) በቲ ባይቶ ዝምረጽ ኮሚቴ ኾይኑ ናይቶም ሚኒስተራት ኣፈጻጽማ...
ፖሎቲካ
ብስዑዲ ዝምራሕ ልፍንታዊ ሓይሊ፡ ኣብቲ ኣብ ርእሰ-ከተማ ሰንዓ ዝርከብ ኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ የመን፡ ናይ ነፈርቲ ደብዳብ ተፈን`ዩ፡፡...
ዋላ’ዃ ብቁሩብ እንተቐነሰ፡ ዋጋ ጸዓት ኤሌክትሪክ ኣብ ሽወደን፡ ቕድሚ ሕጂ ተራእዩ ኣብ ዘይፍለጥ ደረጃ ‘ዩ ዘሎ። እዚ...
ኣብ ሃገረ ምያንማር፡ ኣብ ናይ ዕደና ቦታ ብዘጋጠመ ምንሽርታት መሬት፡ ሓደ ክምወት እንከሎ፡ 70 ዝኾኑ ድማ ሃለዋቶም...
ካብቶም ኣብቲ ሓፋሽ ክፍጠር ንዝድለይ ግልጽነት ከታባብዑ ዘኽእሉ መስርሓት እቲ ሓደ፡ መስርሕ ናይ ተሓላቒ ፍትሒ ምትእትታው እዩ፡፡...
መራሒት ሰልፊ ሰንተር፡ ኣኒ ሎፍ፡ ከምዝበለቶ “ከም ድሌት ውድብና እንድሕር ኮይኑ፡ ሓደሽቲ እገዳታት ካብ ምትእትታው እቲ ናይ...
ኣብ ምብራቕ ቲሞር ሪቻርድ ዳሽባኽ ዝተባህለ ኣመሪካዊ ቀሺ ኣብ ትሕቲ ሓላፍነቱ ዝነበራ ዘኻትም ህጻናት ጾታዊ ዓመጽ ብምፍጻሙ...
ኣብ ሃገረ ሃይቲ ተጨውዮም ኣብ ማሕዩር ዝጸንሑ ዓሰርተ-ኽልተ ሚስዮናውያን ምምላጦም ኣብ ኣመሪካ ዝመደብራ ሓንቲ ቤተክርስትያን ኣፍሊጣ። እዞም...