ምስ ለበዳ ኮቪድ ብዝተተሓሓዘ: ብደረጃ ዓለም: ዝያዳ ምስራዝ ጒዕዞታት ከም እተገብረን በዚ ድማ ኣሽሓት ሰባት ናይ በዓል...
ፖሎቲካ
ሩስያ፡ OVD-Info ዝባሃል ብዛዕባ ፖለቲካዊ ግፍዕታትን ብሃውሪ ብዛዕባ ዝውሰዱ ናይ ቀይዲ ስጉምቲታትን ዝስንድ ናይ ሓበሬታ መርበብ ከምዝኣገደት...
ብምኽንያት እቲ ትማሊ ሰንበት ኣብ መበል 90 ዓመት ዕድሜኡ ካብዛ ዓለም ብሞት እተፈልየ መራሒ ቃልሲ ጸረ ኣፓርታይድ:...
ፕረዚደንት ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ነበር፡ ዶናልድ ትራምፕ፡ ነቲ ብ 6 ጥሪ ኣብ ዋሽንግተን ዘጋጠመ ፍጻመ ንኽምርምር ቤት-ምኽሪ...
ውድብ ሕቡራት ሃገራት ድሕሪ ምምስራቱ፡ ሓደ ዓመት ጸኒሓ፡ ሽወደን፡ ኣብ ዓመተ 1946፡ ኣባል ናይዚ ውድብ ክትከውን በቒዓ።...
ዓሰርተታት ኣሽሓት ዝቑጸሩ ሰባት፡ ኣብ ዋና ከተማ ናይ ሱዳን፡ ካርቱም፡ ኣብ ልደት መዓልቲ፡ ኣንጻር እቲ ወታሃደራዊ ጉጅለ...
ናይ ማሊ ናይ መሰጋገሪ መንግስቲ፡ ነቲ ምስቲ ጸይቀ-ዕሉል ጉጅለ ዋግነር ርክብ ዘለዎም ሩስያውያን ዕሱባት ኣብ ሃገራ ከምዘለው...
ብርክት ዝበሉ ወሃብቲ ስራሕ፡ ንደለይቲ ስራሕ፡ ናይ ርሕቀት ስራሕ ዝሰርሑሉ ዕድላት እንዳ ፈጠሩ ከም ዝመጹ ተሓቢሩ ክብል...
ፈረንሳን 15 ኣውሮጳውያን መሻርኽታን ካናዳን ነቲ ኣብ ማሊ ክዋፈር ዝዳሎ ዘሎ ዕሱብ ሓይሊ ሩስያ ኮኒነን። ንሳተን እዚ...
ጠበቓታት ናይቲ መስራቲ ዊኪሊክስ ዝኾነ፡ ጁልያን ኣሳንጀ፡ ብዛዕባ’ቲ ብመንግስቲ ብሪጣንያ ዝተዋህበ፡ ንኣሳንጀ፡ ናብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ናይ...