ሩስያ ንዲፕሎማስያዊ ዘተ ዘርኣየቶ ቊሩብነት ከምኡውን ሰራዊታ ክትስሕብ ዝርርብ ምጅማራ ብኣዎንታ ከም እትርእዮ ሚኒስተር ጒዳያት ወጻኢ ሽወደን...
ፖሎቲካ
ኣመሪካ ብግዜያውነት ኤምባሲኣ ካብ ኪዬቭ ናብ ልቪቭ ክዛወር ከም ዝገበረት ገሊጻ። እዚ ዝኾነሉ ምኽንያት ሰራዊት ሩስያ ኣብ...
ሓሙሽተ ሰበ – ስልጣን ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብ ደቡባዊ የመን ተጨውዮም፣ ክብል ግልጋሎት ዜና ፈረንሳ ኣፍሊጡ። ብመሰረት...
ሚኒስትሪ ጒዳያት ወጻኢ ሽወደን ዜጋታቱ ካብ ዩክሬይን ክወጹ ጸዊዑ። ኤምባሲ ሽወደን ኣብ ኪዬቭ ሽወደናውያን ብህጹጽ ካብታ ሃገር...
ሩስያ ን መጠንቀቕታታት ዕሽሽ ኢላ ን ዩክሬይን እንድሕሪ ወሪራ ኣብ ልዕሌኣ ህጹጽ እገዳታት ክወርድ ከም ዝኽእል ኣጠንቂቑ።...
ኣብ ዶባ ተኸሲቱ ዘሎ ጸጥታዊ ቅልውላው ኣመልኪታ ምስ ሩስያን ካልኦት ወሰንቲ ኣባላት ጒጅለ ጸጥታ ኣውሮጳን ርክባት ክግበር...
ሃገረ ታይላን ነቲ ብማሪዋናን ካናቢስን ዝፈለጡ መደንዘዚ ዕጸፋርስ ሕጋዊ ዝርግሐ ንኽህልዎ ዝድንግግ ሕጊ ወግዓዊ ንምግባሩ ብዙሕ ስድጉምቲ...
ኣብ ላንድቨተር ሓደ ወዲ 5 ዓመት ሰብኣይ ንሓደ ወዲ 30 ዓመት ብተኹሲ ብረት ዝፈጸመሉ መጥቃዕቲ ብናይ ኣርባዕተ...
ህብብቲ ጸላም ተዋሳኢት ሆሊውድ፡ ዉፒ ጎልድበርግ፡ ኣብ ሓደ ናይ ተሌቪዥን መደብ፡ ቀሪባ ኣብ ዝሃበቶ መግለጺ፡ እቲ Holocaust...
ሩስያ፡ ንዩክሬይን ክትወርር እያ ዝብል ስግኣት ኣንጸላልዩሉ ኣብ ዘሎ እዋን፡ ኣሜሪካ፡ ኣብዚ ሰሙን ናብ ኣህጒር ኣውሮጳ ተወሳኺ...