ፖሊስ ሽወደን ሕሳብ ጥርጡራት ገበን ኣብ ምድስካል ካብ ካልኦት ሃገራት ሓገዝ ይረኽቡ’ኳ እንተኾኑ ካልኦት ተመሳሳሊ ሓገዝ እንክሓታ...
ፖሎቲካ
ፕረሲደንት ዶንልድ ትራምፕ ብጒዳይ ኣመሪካዊ እሱር ተጻዋቲ ራፕ ኣሳፕ ሮኪ ንሕጊ ሽወደን ድሕሪ ምንቃፉ እዩ ሎቨን ከምዚ...
ናይ ስራሕ ዘመኑ ኣብቂዑ ዝእለ ዘሎ ፕረዚደንት ኤውሮጳዊ ኮምሽን፡ ዦን ክላውድ ጃንከር ንምትካእ ተረቚሓ ዝጸንሐት ቮንደር ሊን፡...
ጒዳይ ምስ ክልተ ርእሱ እተኣስረ ራፐር ንምሕታት ኣመሪካ ምክትል ሚኒስተር ጒዳያት ወጻኢ ካርል ሪስ ናብ ሽወደን ምልኣኻ...
ሓደ ካብቶም ኣዝዮም ኣገደስቲ ለውጢታት እዚ ሓድሽ ሕጊ ንምጥርናፍ ስድራቤት ዝምልከት ብይን ይርከቦ” ክብል ኣገልግሎት ኢሚግሬሽን ሽወደን...
ሽወደናዊ ኤርትራዊ ጋዜጠኛ ዳዊት ኢሳቕ ካብ ዝእሰር 18 ዓመታት መሊኡ’ሎ። ዓሚ ኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ ናይ ሰላም ውዕል...
ፈረንሳ ኣብነት ሽወደን ብምስዓብ ኣብ ልዕሊ ቈልዑ ዝወርድ ኩሉ ዓይነት ኣካላዊ መጥቃዕቲ ክትእግድ ምዃና ኣፍሊጣ። ፈረንሳ ምጽፋዕን...
ብ መሰረት መጽናዕቲ ዲሞስኮፕ ሰንተር ኤክስፕረስ (Demoskops Center for Expressen) ኣብ መራሕቲ ሰለፍታት ሽወደን ዝተገብረ መጽናዕቲ መርሒ...
ኣውስትራልያ ኣብ ሰሜን ኮርያ ንዝነበረ ዜጋኣ ክፍታሕ ብምትሕብባራ ንሽወደን ኣመስጊና። ቀዳማይ ሚኒስተር ኣውስትራልያ ስኮት ሞሪስ ብሓሙስ ኣብ...