ክልተ ዓበይቲ ምኽንያታት ንምንቊልቋል ዋጋ ነዳዲ ለበዳ ኮሮናቫይረስ ምዃኑ ይግለጽ ኣሎ። ዋጋ በንዚን ብ 1.30 ሳንቲም ምጒዳሉን...
ፖሎቲካ
ኣብ ሽወደን ዝርከባ 95 ዝብዝሐን ትካላት ናይ “ሎንድ ፋሽን፡ ፍላሽን ዲያ ኣልኪንሶን” ብሰንኪ ቫይረስ ክሮና ዘስዓቦ ምጥፋሽ...
ሚኒስተር ፋይናንስ ሽወደን ማግዳሊና ኣንደርሰን መንግስቲ ኮሮና ቫይረስ ንዘስዓቦ ቅልውላው ሽቕለት ንምምካት ሓድሽ ቊጠባዊ ስጒምቲታት ከተተኣታቱ ምዃና...
ኣብዚ እዋን ሽወደን ውሸባ ናይ ጒዕዞ ወይ ናይ በረድ ምንሽርታት እገዳታት ናይ ምግባር ኣጋውል ከም ዘየርኣየት ተገሊጹ።፡...
ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ንምምካት ባራት ኣብያተ መግቢን እንዳ ሻሂን ናይ ጣውላ ኣገልግሎት ጥራይ እዩ ዝወሃብ ይበሃል ኣሎ።”...
ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን 13000 ሰብ ካብ ስራሕ ደው ከምዝበሉ ቤት ጽሕፈት ዕዩ ሓቢሩ። ኣብዚ ወርሒ እዚ ጥራይ...
ብምኽንያት ፍርሂ ለበዳ ኮሮና ሓዘንተኛታት ብኦንላይን ኣብ ቀብሪ ዝሳተፉሉን መጸናንዒ ቃላት ናብ ዝለዋወጥሉን ኣገባብ ይመርሕ ምህላዉ ተፈሊጡ።...
ሓለዋ ድብ ፖሊስ ንዝኾነ መኪና ብ ዶም ትስግር ናይ ሙቑጽጻር ስልጣን ተዋሂብዎም። ነዚ ዝገለጸ ሚኒስተር ውሽጣዊ ጒዳያት...
መንግስቲ ሽወደን ንሓገዝ ሚኒስትሪ ባህልን ስፖርትን ሽወደን ተባሂሉ 1 ቢልዮን ክሮነር ሂቡ። ካብዚ ተዋሂቡ ዘሎ ገንዘብ እቲ...
ካብ ሎሚ ሰኑይ ኣትሒዙ ተወሳኺ ሆስፒታል ንምህናጽ ኣብ ዞባ ስቶክሆልም ስራሕ ምጅማሩ ተገሊጹ’ሎ። ዳይረክተር ጥዕና ዞባ ስቶክሆልም...