ሽወደን ንሕማም ኮቪድ-19 ንምምካት ዝግባእ ምድላዋት ከምዘይገበረት ቀዳማይ ሚኒስተር ስቴፋን ሎቪን ሓቢሩ። ቀዳምነት ዝሓዘቶ ስትራተጂ ማሕበራዊ ኣገልግሎት...
ፖሎቲካ
ብሰንኪ ኮቪድ 19 ዝፈጠሮ ዝይንቡር ኩነታት ሰባት ምስሓኻይሞም ብመገዲ ዲጂታላዊ መራኸብታት ዝገብርዎ ዘሎዉ ርክብ እንዳዓበየ ምምጽኡ ክፍለጥ...
ቤትጽሕፈት ኢመግረሽን ነቶም ኣብ ስግኣት ዓንኬል ዚርከቡ (ሽማግለታትን ሕዱር ሕማም ዘለዎምን) ሓተትቲ ዑቕባ ኣብ ፍሉይ ገዛ ከቐምጦም...
ኣብ ጣልያንን እስፓኛን ቅልጡፍ ዝኾነ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ድሕሪ ምግጣሙ ዝተራእዩ ተርእዩታት ኣብ ስቶክሆሎም እቲ መስርሕ ለባዳ...
ቅድሚ ሕጂ ናብ ዝሓሸ ክፍሊት ዝረኽቡሉ ቦታ ዝኸዱ ሓካይም ተመሊሶም ንኽሰርሑ ዝሓሸ ክፍሊት ክዳሎ ሰልፊ ክርስትያናዊ ሰልፊ...
መንግስቲ ሽወደን ዕላምኡ ንመኸተ ለበዳ ኮቪድ 19 ዝዉዕል ተወሳኺ ስልጣንን መዝነትን ብሕጊ ክዋሃቦ ዘኽእሎ ስምምዕ ተበጺሑ፣ ብመሰረት...
ፕረዝደት ኣሜሪካ ትራምፕ ትማሊ ምሸት ኣብ ቤት ጽሕፈቱ ዋይት ሃውስ ን ማእከናት ዜና ኣብ ዘሃቦ መግለጺ ን...
ሰበ ስልጣን ሽወደን ነቲ ካብ ቻይና ተገዚኡ ኣብ ዝቕጽል ሰሙን ናብ ሽወደን ክኣቱ ተዳልዩ ዝነበረ ብሚልዮናት ዝቑጸር...
ሓይልታት ምክልኻል ሽወደን ኣብ ዝቕጽል ክረምቲ ን15 ሽሕ ንግዴታዊ ወተሃደራዊ ኣገልግሎት ዝምልከቶም መንእሰያት ቃለ-መሕተት ንኽገብሩ ጸዊዑ። ካብዚኣቶም...
ሚኒስተሪ ጒዳያት ወጻኢ እገዳ ጒዕዞ ሽወደን ክሳብ ሰነ 15 ክጸንዕ ምዃኑ ኣፍሊጡ። “ኣብዚ ሎሚ ናብ ውሽጢ ሃገር...