ሰልፊ ሰንተር፡ ኣረጋውያን ከመይ ገይሮም ኮሮና ከይለኸፎምም ምስ ቤተሰቦምን ብጾቶምንኪራኸቡ ከም ዚኽእሉ መምርሒ ኪህብ ነቲ ወኪል ህዝባዊ...
ፖሎቲካ
ካብቶም ብዙሓት በዚ እማመ ብምኽንያት ለበዳ ኮሮና ዝተኸስተ ልዑል መጠን ሽቕለት ኣልቦነትን ካሕሳኡን ክኾኑ እዮም። ” ብመሰረት...
ብመሰረት ተሌቪዥን ሽወደን ብምኽንያት ለበዳ ኮሮና ልዕሊ ፍርቂ ኣብያተ ትምህርቲ መባእታ ብኲራት እኳ እንተርኣያ ድሕሪ ፋስጋ ግና...
ኤጀንሲ ኢሚግሬሽን ሽወደን ካብ ወርሓ መጋቢት ንደሓር ብሰንኪ ለበዳ ኮሮና ቊጽሪ ሓተትቲ ዕቚባ ኣመና ምጒዳሉን በዚ ድማ...
ሚኒስተር ዕዮ ኤቫ ኖርድማርክ፡ ኣብ ሽወደን ብዝሒ ስራሕ ኣልቦነትን ምድስካልን ኣጸጋጋሚ ኩነታት ፈጢሩ ከም ዘሎ ገሊጻ። ኣብዚ...
ኣብ ዉሽጢ ክልተ ወርሒ ኣስታት 70 000 ዜጋታ ካብ ስራሕ ብምባሎም መጠን ቁጽሪ ሽቅለት ኣልቦነት ይውስኽ። ጸብጻባት...
ኣብ ሕግታት ሳጹን ሽቕለት ኣልቦነት (a-kassa) ዝተኣታተዉ ዘለዉ ለውጥታት፡ ነቶም ከም መተካእታ (vikariat) ወይ ድማ ብሰዓታት(timanställning) ዝሰርሑ...
ኮሚተ ፖሊሲ ኢሚግሬሽን ባይቶ ሽወደን ናይ ዕቚባ ሕቶኦም ምሉእ ብምሉእ እተነጽገ ሰባት ኣብ ክንዲ በቲ ዝጸንሐ ናይ...
ኣብ ሽወደን ብዙሓት ሰባት ብሓሶት ይደናገሩ ምህላዉ ፖሊስ ሽወደን ይሕብር። ሰባት ብኣደናገርቲ ፖሊስ ገንዘቦም ይዝረፉ ከምዘለዉን ሓቢሮም።...
ቃለ መሕተት ከነካይድ ኣብ ንደልየሉ እዋናት ክንረኽቦ ኣይከኣልናን ኣብ ሽወደን ካብ ዝርከባ ሸሞንተ ዓበይቲ ማርበባት ሓበሬታ እተን...