ቅልውላው ኮሮና ዘግሃዶም ጉድለታትን ሕጽረታትን ኣብ ቀጻሊ ክእረሙን ክመሓየሹን ከምዝግባኦም ተረዲኡና ኣሎ። ሕክምናዊ ኣገልግሎት ንምርካብ ዝወሃቡ ዝነበሩ...
ፖሎቲካ
ብመሰረት ቊጽሪ ህዝቢ ሽወደን ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዓለም ዝለዓለ እተባህለ መጠነ ሞት ለበዳ ኮሮና ኣመዝጊባ ክትብል ተሌቪዥን...
ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን ስቲፈን ሉፊን ክትባት ብርትዓዊ ኣገባብ ከመቓርሕ ድሌት ከም ዘለዎ ሓቢሩ። ንሱ ወሲኹ እዚ ክትባት...
መንግስቲ ቻይና፡ ብዘይ ቀጥታዊ ኣገባብ እቲ ዝለዓለ ኢድ ዘለዎ ወናኒ ኩባንያ መንገዲ ኣየር ኖርወጅያን ምዃኑ TT ሓቢሩ።...
ዴንማርክ ኖርዌይን ፊንላንድን ንዕረፍቲ ሳመር ዶባት እንተተኸፊቱ ሽወደናውያን ለበዳ ኮሮና ሒዞምልና ክመጹ እዮም ዝብል ስግኣት ከም ዘልዎም...
ለበዳ ቫይረስ ምግታእን ነቶም ንሓደጋ ዝተቓልዑ ክፋል ሕብረተሰብ ምድሓንን እቲ ቀንዲ ዕላማ ናይቲ ሽወደን ኣንጻር ለበዳ ኮሮና...
ካርልሰን፡ ስትራተጂ ሽወደን ዕዉት እዩ፡ ናይ 90ታት ፖለቲከኛታት ብሞት ኣረጋውያትን ተሓተቲ እዮም ብምባል ቅሬትኡ የስምዕ። ለበዳ ቫይረስ...
ሽወደንን ፊንላንድን ተመሳሳሊ ቊጠባዊ ብድሆታት ከም ዘለወን ሬድዮ ሽወደን ጸብጺባ።እዚ እናኾነ ክኢላ ስነቚጠባ ፊንላንድ ን ጋዜጣ ሳኖማት...
ከንቲባ ስቶክሆልም፡ ኣና ሾኒግ የርልመር፡ እቲ ናይታ ከተማ ስራሕ-ኣልቦነት ናብ 13.5% ክብከም ዝበለን፡ ወጻኢታት ፊናንስያዊ ሓገዛት ድማ...
ብምኽንያት ለበዳ ኮቪድ 19 ብሽወደን ኣቢልካ ናብ ሃገራት ኣውሮጳዎ ሕብረት ናይ ምጋሽ እገዳ ተናዊሑ። እዚ እገዳ ክሳብ...