ትሕት ዝበለ ሞያ ዘለዎም ሰባት ናይ ትምህርቲ ደገፍ ከይረኽቡ ዝነብሩ ኲነታት ዓንቂፍዎም ምጽንሖም እንተኾነ ግና ለበዳ ኮሮና...
ፖሎቲካ
ብሰንኪ ለበዳ ኮሮና ንዝሰዓበ ቊጠባዊ ቅልውላው ንምሕዋይ ኣውሮጳዊ ኮሚሽን ናይ 750 ቢልዮን ዮሮ እማመ ምቕራቡ ተፈሊጡ። እዚ...
ፍርቂ ብዝሒ ናይቶም ቋንቋ ሽወደን ከም ካልኣይ ቋንቋ (SVA) ዝምህሩ መማህራን ብቑዓት ዘይምዃኖምን ካብቶም ነዛ ዓይነት ትምህርቲ...
ኣብ ወርሒ ሚያዝያ ጥራይ 79 ሽሕ ሰባት ስራሕ ኣልቦ ኮይኖም። በዚ ድማ መጠን ሽቕለት ኣልቦነት ኣብ ሽወደን...
ንኣተሓሕዛ ቅልውላው ኮሮና ቫይረስ ኣመልኪተን ገለ ሃበራት ብዛዕባ ሽወደን ዝዛረበኦ ዝነበረ ቃና ቅሩብ ዝለወጣ’ኳ እንተመሰላ፡ ምስሊ ሽወደን...
ብሰንኪ ቅልውላው ቫይረስ ኮሮና ዘንቆልቆለ ቁጠባ ሽወደን ከምእንደገና ዕብየት ከርኢ ክጅምር ተኽእሎታት ከምዘሎ ኣብ ባንክ ኖርድያ ዝርከቡ...
ሓደ ኣብ ከባቢ ኦስተርቡተን ዝሰርሕ ፊንላዳዊ ሓኪም፡ ብዛዕባ ኣብቲ ከባቢ ዝተረኽቡ ግዳያት ኮሮና ዝኾኑ ሰባት ኣመልኪቱ፡ ኣብ...
ክሮኤሽያ ዶባታ ኣብ ዝኽፈተሉ እዋን ካብ መላእ ኣውሮጳዊ ሕብረት ዝመጹ በጻሕቲ ( እንተላይ ናይ ሽወደን) ከተአንግድ ድሌት...
ምስ ምጅማር እዛ ሒዝናያ ዘሎና ሰሙን ለበዳ ኮሮና ንምዕጋት ተባሂሉ ክትግበር ዝጸንሐ እገዳታት ቀስ እናበለ ይዘልቕ ምህላዉ...
ኖርዌይን ፊንላንድን ንወቕቲ ቱሪዝም ብምባል ዶበን ክኸፍታን እገዳ ጒዕዞ ሽወደን ክዕቅባን ይዝትያ ምህላወን ተመልኪቱ። ኣብ ዴንማርክ ብዙሓት...