ዳርጋ ኣብ ኲሉ ዓውዲታት ትምህርቲ ከም ፕሮፌሰራት ናይ ዝቚጸራ ደቀንስትዮ ቊጽረን እናንቈልቈለ ይመጽእ ምህላዉ ፓብሊክ ዝተባህለ መጽሔት...
ፖሎቲካ
ሽወደን ተወለድቲ ወጻኢ ዘየጠቓልል ገምጋም ትምህርቲ ብምክያዳ እቲ ውጽኢት መጽናዕቲ ኣብ ጠርጠራ ምእታዉ ተገሊጹ። ዳህሳስ PESA ከም...
ብኣሽሓት ዝቚጸሩ ሽወደናውያን ዓሌትነት ዝዂንን ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ኣደባባይ ስርየል የካይዱ ኣለዉ። ብሓደ ብምዃን ድማ “ውድቀት ንዓሌትነት”...
ፖከቲከኛታት ሽወደን ኣብ ልዕሊ ጆርጅ ፍሎይድ ዝበጽሐ ግፍዒን ሞትን ብሕብረት ኮኒኖም ኣለዉ። እንተኾነ ግና ሽወደን ብዛዕባ ኣብ...
ድሕሪ እቲ ኣብ ኣሜሪካ ብዘይተደለየ ጎነጽ ኣኽበርቲ ጸጥታ ሂወቱ ዝሰኣነ ጸሊም ኣሜሪካዊ ዜጋ ጸረ ኣድልዎን ዘይተደለየ ኣጠቓቕማ...
35 ዝዕድሜኦም ሰብኣይን ሰበይትን ኣብ ልዕሊ ህጻናት ብዘውረድዎ ጾታዊ ገበናት ኣብ ቤትፍርዲ ኣውራጃ ስካራቡሪ ንፍርዲ ክቐርቡ እዮም...
ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን ስቲፈን ሉፊን መንግስቱ ቅድሚ ሳመር ምእታዉ ከበዳ ኮሮና እትምርምር ሃገራዊ ኮሚተ ከጣይስ ምዃኑ ሓቢሩ።...
ምኽፋት ዶብ ቢንቶ ኦረሱንድ ኣገዳሲር ምዃኑ እኳ እንተተሰማምዑ ንሱ ዘስዕቦ ህሉው ሽግራት ንምፍታሕ ምስ ዴንማርክ ኣብ ዘተ...
ሰልፊ ሰንተር መንግስቲ ኣካይዱ ኣብ ኣታሕዛ ኮቪድ-19 ክቕይሮ ይግባእ ብምባል ዝሓሰቦ 5 ውጥናትን ኮቪድ-19 ንምክልኻል ዝያዳ መርመራ...
“እዚ ኣብ መንጐ መንግስትን ዞባታትን ምንባብ ዘይምህላዉ ዘመልክት እዩ” ክብል ቀዳማይ ሚኒስተር ሉፊን ሎሚ ምስ ሬድዮ ሽወደን...