“ዕቚባኦም ዝተነጽገ ግና ሃገሮም ምቕባል ዝኣበያኦም ሰባት ኣለዉ። ብኸምዚ ክቕጸል ኣይከኣልን እዩ” ክብል ሚኒስተር ፍትሒ ሞርጋን ጆሃንሰን...
ፖሎቲካ
ፊንላንድ፡ ነቲ ብሰንኪ ቅልውላው ቫይረስ ኮሮና ኣዊጃቶ ዝነበረት እገዳ መገሻ ካብን ናብን ሃገራት ሰሜን ኤውሮፓን (ሃገራት ኖርዲክ)...
ሰልፊ ስቬርያ ዲሞክራት ንሓደ ኣብ ምምሕዳር ቦትሺርካ ዝርከብ ፖለቲከኛ ኣባሉ ካብ መዝነቱ ከምዝኣለዮ ሓቢሩ። ሰልፊ ስቬርያ፡ እቲ...
ቊጠባ ሽወደን ዳግማይ ናይ ምብርባር ምልክታት የርኢ ምህላዉ SVT ን ሚኒስተር ፋይናንስ ሽወደን ማግዳሊን ኣንደርሰን ብምጥቃስ ሓቢሩ።...
ኣባል ሰልፊ ማሕበራዊ ዴሞክራሲ ጂሚ ኣከሰን ብዛዕባ ምስንባት ዋና ተጸዋዒ ሕማማት ከበዳ መንግስቲ ሽወደን ኣንደርስ ቲግኔል ኣመልኪቱ...
ኣብ ወርሒ ግንቦት 2020 ዝተገብረ ቆጸራ ድምጺ ሎሚ መዓልቲ ውጽኢቱ ተነጊሩ። ብመሰረት ሃገራዊ ቆጸራ ድምጺ ሽወደን (SCB)...
መንግስቲ ብገበን ንዝተጠርጠሩ ውልቀሰባት ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ብቴክኖሎጂ መለለዪ ገጽ ኣብ ቀይዲ ንምእታው ሓድሽ ኣዋጅ ምትእትታዉ ተሓቢሩ።...
ኣብ መናበዪ ሽማግለታት ናይ 100 ሚልዮን ክሮና ተወስኺ ባጀት ክምደበሉ ኣለዎ ክብክ ዝጸውዐ ሰልፊ ሊበራል ሽማግለታት ቀወምቲ...
መንግስቲ ሽወደን ለበዳ ኮሮና ንምክልኻል ዝተጠቀመሉ ስትራተጂ ጉጉይ ከምዝነብረ ኣብ ናይ ትማሊ ዝተገብረ ናይ መንግስትን ተቓወምትን ናይ...
ንመሰል ቆልዑን ሕጻናትን ዝጣበቕ ትካል ሕጻናት ኣድሕን ማለት Rädda Barnen ኣብ ኣብያተ ትምህርቲ መባእታዊ ደረጃታት ሽወደን ዘሎ...