ቤት ጽሕፈት ኢሚግሬሽን፡ ነቶም ኣብ ዮንሾፒን ዝነበሩ ኣስታት 400 ሓተቲ ዑቕባ፡ ክሳብ 25 ኪ.ግ. ዝምዘን ንብረት ጥራይ...
ፖሎቲካ
ምምሕዳር ከተማ ሰልቨስቦሪ (Sölvesborg)፡ ስደተኛታት ኣብቲ ምምሕዳር ንኽነብሩ ፍቓደኛ ከምዘይኮነት ብምሕባር፡ ነቲ ስደተኛታት ንኽቕበላ ብመንገዲ ኢሚግሬሽን ዝወሃበን...
ብመሰረት ጸብጻብ ኤጀንሲ ምክልኻል ዕጸ-ፋርስ ኣውሮጳዊ ሕብረት፡ ኣብ ሽወደን፡ ብሰንኪ ዕጸ-ፋርስ ዝሞቱ ሰባት ቁጽሮም ብተዛማዲ ዝበዝሐ ምዃኑ...
ማሕበር ኣስራሕቲ ምምሕዳራትን ምምሕዳራት ከተማን (Kommunal)፡ ነቶም ኣብ ጽላታት ኣሃዱ ጥዕና፥ ትምህርቲን ክንክን ሽማግለታትን ዝሰርሑ ኣባላት ናይ...
ኣብ ወሳኒ መዝነት ናይ ሓይልታት ምክልኻል ሽወደን፡ ዝሰርሕ ዝነበረ በዓል ስልጣን፡ እቲ ንታሪኽ ናይ ስራሕ ተሞክርኡን ደረጃ...
ስራሕ ኣልቦ ዝኾኑ ሰባት፡ ክሳብ ናይ ሓደ ዓመት ዝኣክል ረብሓታት እንዳ ረኸቡ ክመሃሩ ክኽእሉ እዮም። ንኣብነት ናይ...
ኣብተን ወጻእተኛታት ወይ ድማ ወለዶም ትሑት ደረጃ ትምህርቲ ዘለዎም ተማሃሮ፡ ዝመሃሩለን ቤት ትምህርታት ዝምህሩ መማህራን፡ ምስተን ካልኦት...
ኮሚሽነር ውሽጣዊ ጉዳያት ኤውሮፓዊ ሕብረት ዝኾነት ሽወደናዊት ኢቫ ዮሃንሰን፡ ንጉዳይ ፖሊሲ ናብ ኤውሮፓ ዝፈልሱ ስደተኛታት ብዝምልከት፡ ሎሚ፡...
መንግስቲ ሽወደን፡ ንክፍሊት ቀረጽ ናይ ኣልኮላዊ መስተን ትምባኾን ክውስኽ መደብ ከምዘለዎ ሓቢሩ። እቲ ወሰኽ ቀረጽ፡ ንናይ ዓመተ...
ኮሚሽን ኤውሮፓዊ ሕብረት፡ ዘይሕጋውያን ስደተኛታት ናብ መሬት ኤውሮፓ ንኸይኣትዉ፡ ምስ ጎረባብቲ ኤውሮፓዊ ሕብረት ዝኾና ሃገራት ምትሕግጋዙ ከስፍሕን፡...