ሓደ ወዲ 15 ዓመት ተማሃራይ፡ ናይ ትምህርቲ ስእሊ ንኽሰኣል፡ ኣብ ክሳዱ ኣንጥልጢልዋ ዝነበረ መስቀል ንኸውጻኣ ከምተገደደ፡ ኣንጻር...
ፖሎቲካ
1. ጸጋማዊ ሰልፊ ሽወደን እምነት ብምኽላእ ኣብ ስልጣን ዘሎ መንግስቲ ንምእላይ፣ ክገብሮ ዝሓሰበ መደብ ኣብዚ እዋን እዚ...
ኣብ እዋን ቅልውላው ለበዳ ኮሮና፡ መንግስቲ ሽወደን፡ ንኣተሓሕዛ ጉዳይ ለበዳ ኮሮና ብዝምልከት፡ ስትራተጂ ንምሕንጻጽ፡ ምስ ኩሎም ፖለቲካውያን...
ኣብ ኤውሮፓዊ እማመ ስደት ተጠቒሱ ከምዘሎ፡ ንሕቶ ዑቕበኦም ዝተነጽገ ስደተኛታት፡ ብቕልጡፍ ናብ ሃገሮም ምምላስ ዝብል ነጥቢ፡ ንኽትግበር፡...
ኣብ ተሌቪዥን ሽወደን ከም ተንታኒት ፖለቲካ ኮይና እትሰርሕ ኤልሳቤጥ ማርሙቸን፡ ኣቦ መንበር ዓቃባዊ ሰልፊ ኡልፍ ክሪስቸንስ፡ ቀዳማይ...
ፖሊስ ምስ ካልኦት መንግስታውያን ትካላት ብምትሕብባር፡ ኣብ ልዕሊ 100 ኣብ ስካራቦሪ ዝርከባ ኩባንያታት ኣንጻር ዝካየዱ ናይ ምትላል...
ሚኒስተራት ውሽጣዊ ጉዳያት ሃገራት ኣውሮፓዊ ሕብረት፡ ነቲ ብሽወደናዊት ኮሚሽነር ዑቕባን ውሽጣዊ ጉዳያትን፡ ኤልቫ ዮሃንሶን ዝቐረበ እማመ ኢሚግሬሽን...
ጸጋማይ ሰልፊ፡ መጸበይ መዓልቲ ሕሙማት ፈጺሙ ክግደፍ ጻውዒት ኣቕሪቡ’ሎ። ኣብ ሕክምና ስኒ ተወሳኺ ሓገዝ ክግበርን ናይ ተሓከምቲ...
ሰልፊ ክርስትያን ዲሞክራትና (KD)፡ ኣብ ሽወደን ዝዋሃብ ትምህርቲ ቋንቋ ኣደ፡ ንኽቛረጽ ከም ዝጸውዐ ጸብጻባት ሬድዮ ሽወደን ሓቢሮም።...
ብሰንኪ ቅልውላው ለበዳ ኮሮና፡ ካብ ስራሖም ዝተሰናበቱ ሰባት፡ ሞያ ስርሖም ንኽቕይሩ ድልየት ከምዘለዎም ሓድሽ መጽናዕታዊ ጸብጻብ ሓቢሩ።...