ቤት ጽሕፈት ዕዮ ሽወደን ማለት Arbetsförmedlingen ኣብ መላእ ሃገር ብልዕሊ ፍርቂ ንዝነበሮ ህላወ ኣብያተ ጽሕፈቱ ክዓጹ ድሕሪ...
ፖሎቲካ
ኣብ መወዳእታ ናይዚ ዓመት፡ በዓል መዚ ኢሚግሬሽን ሽወደን፡ ዝወሓደ ቁጽሪ ሓተቲ ዑቕባ ከመዝግብ ትጽቢት ይግበር። እዚ ቁጽሪ፡...
መምህራን፡ ብዛዕባ ዲሞክራስን ሓሳብካ ናይ ምግላጽ ናጽነትን (Yttrandefrihet) ዝኣመሰሉ ኣርእስታት ኣብ ዝምህርሉ እዋናት፡ ውሕስነት ንኽስመዖም፡ ካብ መንግስትን...
ጓል 14 ዓመት ህጻን፡ ሄልያ፡ ኣብ ሽወደን ዓሰርተ ዓመታት ተቐሚጣ እኳ እንተኾነት፡ ስድራኣ ዘቕረብዎ ሕቶ ዑቕባ፡ ብኣገልግሎት...
ኣገልግሎት ፖስታን መራኸቢታትን ሽወደን፡ ንመርበብ 5G ሽወደን ተባሂሉ ናይ ቻይናውያን ኩባንያታት፡ ሁዋዊን (Huawei) ዚቲኢን (ZTE) ፍርያት፡ ኣብ...
ኣስታት 40% ካብቶም ሓደስቲ ናብ ሽወደን ዝመጹ መንእሰያት፡ ብሕማቕ ተዘክሮታት፡ ዋሕዲ ድቃስን ናይ ኣትክሮ ጸገማትን ከምዝሳቐዩ፡ ኣብ...
ኣብ መንጎ ማሕበራት ሰራሕተኛታትን ወሃብቲ ስራሕ ሽወደንን ንመሰላትን ዉሕስነትን ሰራሕተኛታት ብዝምልከት ዝግበር ዘሎ ርሱን ክትዕን ዘተን ተቛሪጹ...