ኣብቲ ንመበል ሻድሽይ ማዓልቲ ኣቑጺሩ ዘሎ ዉግእ ሕድሕድ ኢትዮጵያዉያን ተኸቲሉ ፈጢርዎ ዘሎ ከቢድ ዞባዊ ስግኣት ንምፍታሕ፡ ሃገረ...
ፖሎቲካ
መንግስቲ ሽወደን ምስ መሻርኽቱ ዝኾና ፖለቲካውያን ዉድባት ሽወደን ብሓባር ብምዃን ብዝበጽሖ ስምምዕ መሰረት፣ ነቲ ካብ ምጅማር ለበዳ...
ደቆም ከይሓመሙ፡ ደቅና ሓሚሞም ብምባል፡ ደቆም ንኽናብዩ ዕረፍቲ ዝወስዱ ወለዲ (VAB)፡ ንዝፍጽምዎ ናይ ምትላል መስርሕ ብኸመይ ኣገባብ...
ናብ ሽወደን ዝኣተዉ ሓደስቲ ስደተኛታት፡ ንመትከል እግሪ (försörjningsstöd) ተባሂሉ ብመንግስቲ ዝዋሃብ ሓገዝ ንኽረኽቡ፡ ቋንቋ ሽወደን ምምሃር ከም...
ማሕበር ፈደረሽናት ምምሕዳር ከተማ (Kommunal) ምስ ማሕበር ኣስራሕቲ ኣብ ዝሓለፈ ቀዳመ ሰንበትን ሰኑይን ድሕሪ ዘካየዶ ጽዑቕ ዘተ፡...
ንጉዳይ ደሞዝ ናይቶም ኣብ ምምሕዳራት ከተማ ዝሰርሑ ኣባላት ብዝምልከት፡ ኣብ መንጎ ማሕበር ኣካዳሚያውያን (SSR) ናይ ምምሕዳራት ማሕበር...
ትሕቲ 15 ዓመት ዝዕድሚኦም ህጻናት ዝነብርሉ ኣባይቲ፡ ብፖሊስ፡ ንኽፍተሽን ኣብኡ ዝተረኽቡ ንብረት ንኽውረሱ ዘኽእል እማመ ብመንግስታዊ መርማሪት፡...
ፖሊስ ሽወደን፡ ብሓሙስ መዓልቲ፡ ኣብ ከተማ ኒስ ድሕሪ ዝተፈጸመ ግብረ ሽበራዊ መጥቃዕቲ፡ ኣብ ከባቢ ኤምባሲ ፈረንሳ ዝገብርዎ...
ገለ ኣብ ናይ ሎሚ ዜና፣- ባዓል መዚ ጥዕና ሽወደን ምልባዕ ቫይረስ ኮሮና ንምግታእ ብደረጃ ዞባታትን ሃገርን ሓድሽቲ...