ፖሎቲካ
እቲ ብመንግስቲ ዝቐረበ ብሕጊ ቤት ትምህርቲ ካልኣይ ደረጃ (gymnasielagen) ዝፍለጥ ሓድሽ እማመ፡ ብዝበዝሑ ኣባላት ፓርላማ ዝኾኑ ሰልፍታት...
ካብ ቤት ጽሕፈት ማሕበራዊ ኣገልግሎት (ሶሻል) ሓገዝ ንምርካብ፡ ቋንቋ ሽወደን ምምሃር ከም ረቛሒ ክውሰድ ዘኽእል እማመ ብመንግስቲ...
በዓል መዚ ኢሚሬሽን፡ ነቲ ዝቐርበ ሓድሽ እማመ ሕጊ ኢሚግሬሽን ከም ዝነቐፎ ተገሊጹ። ብሰንኪ ሕጽረት ምልከት ቋንቋ ሽወደንን...
ኣብ ሽወደን፡ መንበሪ ገዛ ክትገዝእ ኣብ ትሓስበሉ እዋን፡ ካብ ባንክ ኣባይቲ፡ ልቓሕ ንኽትረክብ ምእንቲ፡ ካብቲ ጠቕላላ መጠን...
ኩለን ኣብ ሽወደን ዝርከባ፡ ካልኣይ ደረጃ ቤት ትምህርታት፡ ነዚ ኣጋጢሙ ዘሎ ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮሮና ንምግታእ፡ ካብ ዕለት...
ወተሃደራት ኖርወይ፡ ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮሮና ንምክልኻል፡ ኣብቲ ምስ ሽወደን ዘዳውብ ከባቢታት ተዘርጊሖም ከምዘለዉ ተሓቢሩ። እዞም ወተሃደራት፡ ነቶም...