ኣብዚ ሕጂ እዋን፡ ምስ ኖርወይ ዘራኽበና ዶብ፡ ንሓጺር እዋን ምዕጻው፡ ኣገዳሲ እዩ ክብል ኣማኻሪ ሽወደን ኣብ ጉዳያት...
ፖሎቲካ
ብቕድሚ ትማሊ ቃለማሕላ ብምፍጻም ስልጣን ምምራሕ ሃገር ዝተረከበ ፕረዚደንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን፡ ብተሰናባቲ ፕረሲደንት ነበር ትራምፕ ቅድሚ...
እቲ ንመበል ካልኣይ ግዜ ኣብ ዓለምና ዝተራእየ ማዕበል ለበዳ ኮሮና፡ ንኣፍሪቃ ከቢድ ሃስያ ከምዘውረደላ ዓለማዊ ውድብ ጥዕና...
ቤት ጽሕፈት በዓል መዚ ኢሚግሬሽን ሽወደን፡ ኣብ ኣተሓሕዛ ጉዳያትን ምሃብ ዉሳነን ዘሎዎ ጉድለት ኣሰራርሓን ብዝምልከት ካብ ወኪል...
ጓል 94 ዓመት ሽወደናዊት ሽማግለ፡ ካብን ናብን 140 ኪሎሜትር ብምጉዓዝ፡ ጸረ-ኮሮና ክታበት ዝወሰደትሉ ኩነታት ከም ሓደ ሽግር...
ብሰንኪ ቫይረስ ኮሮና ኣብ መላእ ዓለም ዝወረደ ማህሰይቲ ነንበይኑ እኳ እንተኾነ ፡ ንዕኡ ንምፍዋስ ተጀሚሩ ዘሎ መስርሕ...
ምስፍሕፋሕ ሓድሽ ዓሌት ኮሮና ንምዕጋት ኣብ ዝግበር ዘሎ ቃልሲ፡ ዜጋታት፡ ፈጺሙ ኣድላይ እንተ ዘይኰይኑ ኣብ ውሽጢ ሃገሮም...
ሃገራት ዓለምና፡ ዜጋታተን ጸረ ኮሮና ክታባት ንምሃብ ኣብ ዝሸባሸባሉ ዘለዋ እዋን፡ ሃገረ ዴንማርክ፡ ብመጠን ብዝሒ ክትባት ዝወሰዱ...
ካብ ዴኒማርክ ናብ ሽወደን ዘምርሕ ዝነበረ ጽዕነት፡ ናውቲ ክታበት ኮሮና፡ ብሰብ መዚ ጉምሩክ ዴኒማርክ ከምዝተሃገረ ጋዜጣ ኣፍቶንብላደት...