ውሩይ ፖለቲከኛን ተቓዋሚ መንግስቲ ሩዋንዳን ሰይፍ ባምፖሪኪ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ከም እተቐትለ ተገሊጹ። ንሱ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ...
ፖሎቲካ
መራሒ ተቓዋሚ ኡጋንዳ ቦቢ ዋይን ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ እተኣወጀ ውጽኢት ምርጫ ብምብዳህ ናብ ቤት ፍርዲ ዘቕረቦ ክሲ...
ኣምባሳደር ኢጣልያ ኣብ ዲሞክራቲክ ሪፓብሊክ ኮንጐ ኣብ ምብራቕ እታ ሃገር ብዘጋጠመ መጥቃዕቲ ከም ዝሞተ ሚኒስትሪ ጒዳያት ወጻኢ...
ማእክላይ ባንክ ሱዳን ን ባጤራ እታ ሃገር ዋጋኡ ከም ዝሓስር ብምግባር ምስራዝ ዕዳ ክግበረላን ወፍሪ ክትስሕብን ትጽዕር...
ህንዲን ቻይናን ሰራዊተን ካብቲ ዘሰሓሕበን ዶብ ሂማላያ ናብ ምስሓብ መስርሕ ምውድአን ሚኒስትሪ ምክልኻል ህንዲ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ...
ብሰንኪ’ቲ ኣብ ክልል ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ህዝቢ ትግራይ ኣብ ከቢድ ሰብኣዊ ቅልውላው ከም ዝርከብ ኣህጒራዊ ኮሚተ...
ብሰንበት ሚኒስተር ውሽጣዊ ጒዳያት ሊብያ ብ ቃፍላይ መካይን ተዓጁቡ እንተጓዕዘ ጠያይቲ ከም እትተኰሰሉ ተገሊጹ። እንተኾነ ግና በቲ...
ኣብ ዓመተ 2021፡ ሃገረ ሽወደን፡ ካብቶም ብመንገዲ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝመጹ ስደተኛታት፡ ካብቲ ዝግባኣ ኮታ ብግዝያውነት ወሲኻ፡...