ፕረዚደንት ሃገረ ታንዛንያ፡ ጆን ማጉፉሊ፡ ናይ መጨረሽታ እዋን ኣብ መራኸቢ ብዙሃን ዝተራእየሉ እዋን፡ ቅድሚ 17 መዓልታት እዩ።...
ፖሎቲካ
ቀዳማይ ሚኒስተር ሱዳን፡ ዓብደላ ሓምዶክ፡ ናብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ኣውሮጳዊ ሕብረት፡ ኣፍሪቃዊ ሕብረትን ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን ደብዳቤ...
ደቀንስትዮ ኣውስትራልያ፡ ነቲ ኣብ ቀረባ እዋን፡ ኣብ ባይቶ ኣውስትራልያ፡ ዝተራእየ ጾታዊ ዓመጽ ምኽንያት ብምግባር ናይ ተቛውሞ ሰለማዊ...
ዝሓለፈ ሰሙን፡ 7150 ሰባት ሓደስቲ ስራሕ ኣልቦ ሰባት ክምዝገቡ እንከለዉ፡ 9500 ሰባት ድማ ስራሕ ወይ ድማ ስሩዕ...
ሃገረ ኬንያ፡ ኣብቲ ሎሚ ምስ ሃገረ ሶማል፡ ዘለዋ ምስሕሓብ ማያዊ ዶባት፡ ኣመልኪቱ ዝካየድ ኣኼባ ኣህጒራዊ ቤትፍርዲ ገበነኛታት...
ኣብ ማሪስቶድ ዝርከብ ኣገልግሎት ቤት ማእሰርቲ ሮድያን (Rödjan)፡ ዝለዓለ ናይ ጸጥታ ክፍሊ ዝሓቁፍ ሓድሽ ጨንፈር ክውስኽ ምዃኑ...
ዋይት ሃውስ፡ ኣብ ትግራይ ዝተኻየደ ዘስካሕክሕ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ምሉእ ምጽራይ ዘካይድ ናጻ ኣካል ክኣቱ ከም እትደሊ...
ዋና ጸሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ብሓሙስ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፡ ኣብ ዓመተ 2020 ብግጭት ኣብ ዝሕመሳ ሃገራት ዝነብሩ፡...