ሓሙሽተ ኣባላት ሓንቲ ስድራቤት: ኣብ ቀብሪ ማጒፉሊ ብዝነበረ ጽቕቅጥ ከም ዝሞቱ ወኪል ቢቢሲ ካብ ዳር’ሰላም: ሳልም ኪከከ:...
ፖሎቲካ
ኣውሮጳዊ ሕብረት: ኣብ ልዕሊ ወኪል ጸጥታ ኤርትራ: እገዳ ኣንቢሩ’ሎ። እገዳ ዝገበረሉ ምኽንያት ድማ ዓብዪ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት...
ብዝሒ ስራሕ ኣልቦ ሰባት፡ ካብ ሰሙን ናብ ሰሙን እናተሓተ ይመጽእ ምህላዉን ካብ ወርሒ ሰነ ናይ ዝሓለፈ ዓመት፡...
ዝሓለፈ ዓመት፡ ብመንገዲ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ትረለቦሪ (Trelleborg) ዝርከባ ሰልፍታት ስቬርያ ዲሞክራትና፡ ሞደራትናን ክሪስ ዲሞክራትናን ዝቐረበ እማመ...
ቀዳማይ ሚኒስተር ፓኪስታን ዒምራን ኻን ብ ኮቪድ-19 ከም እተታሕዘ ንጸብጻብ ሚኒስትሪ ጥዕና እታ ሃገር ብምጥቃስ ቢቢሲ ሓቢራ።...
ምክትል ፕረሲደንት ታንዛንያ ኮይና ከተገልግል ዝጸንሐት፡ ሳምያ ሱሉሑ ሓሰን፡ ፕረዚደንት እታ ሃገር ኮይና ቃለ ማሕላ ክትፍጽም እያ።...
ሃገረ ኢማራት ዓረብ፡ ዝናብ ንምምንጫው፡ ኣብ ብራኸ ደበናታት ዝበራ ድሮን ኣዳልያ ኣላ። ኢማራት ብዘይካ’ዚ መደብ፡ ፕሮጀክት ሕርሻ...
ፕረሲደንት ታንዛንያ፡ ጆን ማጉፊሊ፡ ኣብ መበለ 61 ዓመቱ ትማሊ ረቡዕ ምሟቱ ምክትል ፕረዚደንት እታ ሃገር ኣፍሊጣ። ማጉፉሊ...