ትማሊ ረቡዕ፡ ሰዓት 8 ናይ ንግሆ፡ ኣምባሳደራት ሽወደንን ፊንላንድን ናብ ኔቶ ናይ ኣባልነት መመልከቲኦም ኣእትዮ ኣለዉ። ሽወደን፡ ናብዚ...
ፖሎቲካ
ቱርኪ፡ ሕቶ ኣባልነት ኔቶ ሽወደንን ፊንላንድን ከም እትቃወም ኣፍሊጣ። ሽወደን፡ ንመንግስቲ ቱርኪ ዝቃወሙ “ግብረሽበራውያን’ ጒጅለታት ተዕቊብ እያ፡ ብምባል...
ሎሚ ረቡዕ ንግሆ፡ ሚኒስተር ጒዳያት ወጻኢ ሽወደን ኣን ሊንድ፡ ወግዓዊ ናይ ኔቶ ኣባልነት ቅጥዒ ምኽታማ፡ ሬድዮ ሽወደን...
ሽወደንን ፊንላንድን፡ ብሓባር ጽባሕ ረቡዕ ናይ ኔቶ ኣባልነት ሕቶአን ናብ ብራስለስ ከእትዋ እየን። .ቀዳመይቲ ሚኒስተር ሽወደን፡ ማግዳሌና ኣንደርሾን...
ልዕሊ ሓደ ካብ ኣርባዕተ ኖርዌጃውያን፡ ሩስያ ን ኖርወይ ስግኣት እያ ኢሎም ከም ዝኣምኑ፡ ኢን-ፋክት ን ጋዜጣ ኣፍቶንብላደት ወኪሉ...
ሽወደን፡ ኣብ ጒዳይ ኣባልነት ኔቶ ምሉእ ብምሉእ ፖሊሲኣ ምቕያራ ከም ዘሕዘኖም፡ ኣብ ውሽጢ ሰልፊ ማሕበራዊ ዴሞክራሲ ዘለዉ ብርክት...
ሽወደን ሕቶ ኣባልነት ኔቶ ኣቕሪባ፡ ከምኡ’ውን ፊንላንድ ብቐረባ ተመሳሳሊ ሕቶ ንምቕራብ ክትስዕባ እያ፡ ኣብ ዝበሃለሉ ዘሎ እዋን እዘን...
ሽወደን ንዓሰርተታት ዓመታት ሒዛቶ ዝጸንሐት ወተሃደራዊ-ዘይሻራዊ ፖለቲካ ብምጥንጣን ኣባልነት ኔቶ ክትሓትት ምውሳና፡ ቀዳመይቲ ሚኒስተር ሽወደን ማግዳሌና ኣንደርሾን ከምኡ’ውን...
ካብ ሸሞንቲአን ሰልፊታት ባይቶ ሽወደን እቶም ዝበዝሑ፡ ብዓርቢ ንዝወጸ ትንታነ ሃገራዊ ድሕነት ክቕበልዎም እንከለዉ፡ ሰልፊታት ሓምላይን ጸጋማይን ግና፡...
መንግስቲ፡ ነቶም ኣብ ሽወደን ክነብሩ እተፈቕዶም ሰባት ኣመልኪቱ፡ ኤጀንሲ ስደተኛታት ሽወደን ካብ ኤጀንሲ ቀረጽ ሽወደን ቊጽሪታት ኮኦርዲኔሽን ክጠልብ...