ብዛዕባ ናይ ሓሶት ጻውዒታትን ናይ ጽሑፍ መልእኽቲታት እተዋህበ መጠንቀቕታ! እዚ ብዛዕባ መታለልቲ ንዓማዊልና እንህቦ መጠንቀቕታ ኮይኑ መታለልቲ...
ገበን
እቲ ነዚ ዘስካሕክሕ ማሕረዲ ክውዳእ ንዝገበረ ዕጥቃዊ ቃልሲ ዝመርሐ ፖል ካጋመ ንዝኽሪ እቲ መዓልቲ ችቦ ወሊዑ። ሩዋንዳውያን...
ገለ ካብ ትሕዝቶ ናይ ሎሚ ዜናታት፣- 1. ፍሉይ ኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት ዉሕሃ ንኤርትራዊ ሽወደናዊ ዳዊት ኢሳቕ ወሲኽካ...
ጠበቓኡን ስድራኡን ኣብ ኢትዮጵያ ንዕረፍቲ ምስ መጸ ብ ፖሊስ ከም እተታሕዘ እዮም ዝኣምኑ። ኣካያዲ ህዝባዊ ርክባት ሚኒስትሪ...
ኣብ ከተማ ሞታላ ዝነብር ወዲ 33 ዓመት ኤርትራዊ መንእሰይ ብዕለት 8 ኖቨምበር 2018 ንብዓልቲ ቤቱ ብዘስካሕክሕ ኣገባብ...
ኤርትራ ኣብ መጋባእያ ሰብ ኣዊ መሰላት ናይ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ጀኔቫ ብተወካሊ ሚኒስትሪ ወጻኢ ጉዳያት ዝኾነ ተስፋሚካኤል...
ኣብ ከተማ ዩቶበሪ ዝነጥፋ ወለንታውያን ውድባት ብዘይመሰነይታ ዝመጹ ሓተትቲ ዕቚባ ጾታዊ መጥቃዕቲ ይወርዶም ምህላዉ ገሊጻ። 18 ዓመት...
ወለዲ ኣብ ልዕሊ 1 ወርሒ ዝዕድሚኡ ናጽላኦም ናይ ምኽንሻብ ስርሒት ብምፍጻሞም ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዮም። እዚ ገበን...
TV4: መንግስቲ ኣብ ግብረሽበራዊ ውድባት ንእተሳተፉ ሰባት ብገበን ዘቕጽዕ ቅዋማዊ ክለሳ ከገብር ይህቅን ምህላዉ ተገሊጹ ክትብል ቲቪ...
ኣብ ኣብያተ ትምህርቲ ዝኽሰት ንፍርራህ ጎነጽ ምስቲ ቅድሚ ሓሙሽተ ዓመታት ዝነበሮ እንክነጻጸር ብዕጽፊ ምዝያዱ ኣሃዛት ኤጀንሲ ከባቢ...