ፖሊስ ኣብ ገምገም ሳኩና ዕርቃኑ ንዝተራእየ ሰብ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣእትዮም። እዚ ሰብኣይ ኣብ ደቡባዊ ክፋል ሽወደን...
ገበን
ትማሊ ሰንበት ምሸት ኣብ ሰሜን ከተማ ስቶኮልም ከባቢ ሰሎንትና ኣብ ሞንጎ ጉጅለ ገበነኛታ ዝተገብረ ናይ ቶክሲ ልውውጥ...
ብስርቂ እተኸሰ ገበነኛ ሓሙሽተ ዓመት ተፈሪዱ። ኣብ ኣውራጃ ስኮና ኣብ ስርቂ ሽዱሽተ ኮራኲር እተዋፈረ መእንእሰይ 6 ዓመት...
ብ ሰሉስ ምሸት ኣብ ከተማ ኮፐን ሃገን ርእሰ ከተማ ደንማርክ ክልተ ዘግነት ሽወደን ዘለዎም ሰባት ተቀቲሎም ክብል...
ኣብ ከተማ ኦረብሮ ዝርከብ ለይታዊት ትልሂት ዝካየደሉ ቦታ ቦንብ ከምእተፈንጀረ ፖሊስ እዛ ከተማ ኣፍሊጦም። ነዚ ምፍንጃር ሲዒቡ...
ኣብ መንበሪ ኣባይቲ ዮተበሪ ብዘጋጠመ ምፍንጃር ክልተ ገዛውቲ ጒድኣት ከም ዝበጽሐን ፖሊስ ገሊጹ። ብመሰረት ሓበሬታ ፖሊስ እዚ...
ኣገልግሎት ስለያ ሽወደን Säpo ብሰሉስ ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ መግለጺ ቊጽሪ ጥሩፋት ካብ ኣማኢት ናብ ኣሽሓት ምውሳኹ ገሊጹ።...
ብመሰረት ሬድዮ ሽወደን ኣብ ዝሓለፈ እዋን ፖሊስ ኣብ ማልም 850 ማእከላት መሰልጠኒ ቦታታት መዲቦም እኳ እንተነበሩ እቲ...
ኣብ ፍርቂ ዓመተ 2019 ክሳብ 100 ዝበጽሑ ናይ ተዂሲ ምልውዋጣት ከምዝተኸሰቱን በዚ ድማ 20 ሰባት ምሟቶምን ፖሊስ...
ብመስረት መጽናዕቲ ኣብ ምጉዳል ገበናትን ምውሓስ ጸጥታ ኣብ ሕብረተስብ ዝነጥፍ መንግስታዊ ትካል ብሮ (Brå) ስደተኛን ጠንቂ ምውሳኽ...