ኣመሪካ ብዛዕባ ቅትለት ካሾግጂ ዝምልከት ኣዝዩ ኣፈዳሒ ዝተባህለሉ ናይ ስለያ ሰነድ ከም ዘለዋን እዚ ድማ ንሓደ ካብ...
ገበን
ውሩይ ፖለቲከኛን ተቓዋሚ መንግስቲ ሩዋንዳን ሰይፍ ባምፖሪኪ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ከም እተቐትለ ተገሊጹ። ንሱ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ...
ብሰንኪ’ቲ ኣብ ክልል ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ህዝቢ ትግራይ ኣብ ከቢድ ሰብኣዊ ቅልውላው ከም ዝርከብ ኣህጒራዊ ኮሚተ...
ብሰንበት ሚኒስተር ውሽጣዊ ጒዳያት ሊብያ ብ ቃፍላይ መካይን ተዓጁቡ እንተጓዕዘ ጠያይቲ ከም እትተኰሰሉ ተገሊጹ። እንተኾነ ግና በቲ...
ህቡብ ግሪኻዊ ተዋሳኣይን ዳይረክተርን ናይ መድረኽ ቲያትር ዲሚትሪስ ሊግናዲስ ብጾታዊ ምድፋር ትሕቲ ዕድመ ኣብ ትሕቲ ቅይዲ ኣትይ።...
ጓል 28 ዓመት ነፍሰ ጾር ብዘስካሕክሕ ጭካኔ ዝቐተለ ደቡብ ኣፍሪቃዊ ወንጀለኛ 20 ዓመት ማእሰርቲ ተፈሪዱ። እዚ መቕተልቲ...
ኣልጀርያዊ ቤት ፍርዲ፡ ንፈረንሳዊ ሓዃራይ ጨውዩ ንዝሰየፈ ሰብ፡ ብሞት ክቕጻዕ ወሲኑ። 55 ዝዕድሜኡ ሃርቬ ጉርዴል፡ ኣብ ሃገራዊ...
ፖሊስ ማላዊ ኣብ መዓልቲ ፍቚራት ዕታር ዕንባባታት ብገንዘብ ንዝጠቕለሉ ዜጋታታ ኣሲራ። ስእሊ ናይቶም ብ 2000 ክዋቻ (ባጤራ...
ሓላፊ ፈደሬሽን ኲዕሶ እግሪ ሪፓብሊክ ማእከላይ ኣፍሪቃ ነበር፡ ፓትሪስ -ኤድዋርድ ንጋይሶና፡ ነቲ ኣብ ኣህጉራዊ መጋባእያ ገበነኛታት ዝቐረበሉ...