ቀ/ሚ ኡልፍ ክሪስተርሰን፡ ፕረሲደንትነት ሽወደን ኣብ “ኣውሮጳዊ ቆንስል” ኣመልኪቱ መደረ ንምስማዕ ኣብ ስትራስበርግ ኣብ ዝርከብ ባይቶ ኣውሮጳ...
ዜና ቀዳመ ሰንበት
ቊጽሪ ህዝቢ ቻይና ኣብ ዝሓለፋ 60 ዓመታት ንፈለማ ግዜ ምንቊልቋል ከም ዘርኣየ ተገሊጹ። ካብ 1000 ደቀንስትዮ 6.77...
ብምኽንያት ሕማቕ ልማድ ብልዒን መስተን ዝኽሰት ጒድለት ጥዕና እናወሰኸ ምምጽኡ ን ኤጀንሲ መግቢ ሽወደን ብምጥቃስ ሬድዮ ሽወደን...
ብምኽንያት ልዑል ረቛሒታት ኣብ ሰራዊት ሽወደን ምስራሕ ክቕጽሉ ዝደልዩ ኣባላት ወተሃደራዊ ኣገልግሎት እናነከዩ ምምጽኦም ተገሊጹ። ኣብ ክንዲዚ...
ክብሪ መነባብሮ እኳ እንተተኸስተ፡ ናይ ኣታዊ ሓገዝ እናተገብረሎም ዝናበሩ ሰባት ግና ብቚጽሪ እናጎደሉ ምምጽኦም ተገሊጹ። እዚ ቊጽሪ፡...
ሩስያ ኣብ ልዕሊ ሽወደን ከተካይዶ ዝጸንሐት ኣገባብ ስለያ ብምቕያር፡ ብሓድሽ መልክዕ ትንቀሳቐስ ምህላዋ፡ ኣገልግሎት ድሕነት ሽወደን (Säpo)...
ን ሕጊ ፍቓድ ትልሂት ክስርዝ ምዃኑ፡ መንግስቲ ሽወደን ኣፍሊጡ። እዚ ሕጊ ካብ 1950ታት ኣትሒዙ ኣብ ትግባረ ዝጸንሐ...
ኣብ ወርሓ ታሕሳስ ናይ ዝሓለፈ ዓመት፡ ዝቕባበ ናብ 10.2% ክብ ኢሉ ምንባሩ ዝሓለፈ ዓርቢ ብስታቲስቲክስ ሽወደን ዝወጸ...
ኣፈ ጒባኤ ባይቶ ቱርክ፡ ንመዘናኡ ሽወደናዊ ኣንደርሽ ኖርላን ኣብ ዝመጽእ ሰሙን ንኣንካራ ክበጽሕ ዝገበረሉ ዕድመ ሰሪዝዎ። እዚ...
ኲሎም ኣባላት ኮሚሽን ኣውሮጳ፡ ከምኡ’ውን መላእ መንግስቲ ሽወደን፡ ኣብ ሰሚናዊ ጫፍ ሽወደን ኣብ እትርከብ ከተማ ኪሩና ናይ...