ሎሚ ዝቐጸለ ክትዓት ፖሊሲ ጒዳያት ወጻኢ ሽወደን ብሰንኪቲ ብተጻብኦ ሩስያ ተፈጢሩ ዘሎ ቅልውላው ጸጥታ ኣውሮጳ ዝተደረኸ ምዃኑ...
ዜና ቀዳመ ሰንበት
ኣብ ሳንደፍዮርድ 47 ዝዕድሜኡ ሰብኣይ ን ጓል 31 ዓመት ቲያ ሃልቮርሰን ብራቮልድ ብምቕታሉ ን 20 ዓመት ማእሰርቲ...
15% ኖርዌጃውያን ጥራይ በዓላት ዊብተር ካብ ሃገር ወጻኢ ከሕልፉ ከም ዝደልዩ Response Analyze ን ፍረምቲድ ብምውካል ኣብ...
ኮንፈደሬሽን ሞያተኛታት ኖርወይ ኣባላቱ ናብ 390000 ምዕባዩን 8500 ካብዚኣቶም ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ጥራይ እተጸንበሩን ምዃኖም ተገሊጺ። ዝበዝሐ...
ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ጥሪ ሰደድ ኖርወይ ብ 91.8 ቢልዮን ብምውሳኽ ካብቲ ኣብ ተመሳሳሊ ወርሒ ናይ ዝሓለፈ ዓመት...
መራሕቲ ጀርመንን ሩስያን ኣብ ሞስኮ ተራኺቦም ኣብ ዝገበርዎ ዘተ ቅልውላው ዩክሬይን ዝዓበየ ኣጀንዳኦም ምንባሩን ተገሊጹ። ኣብቲ ርክብ...
ኣብ ምምሕዳራት ከተማን ኣውራጃታትን ኣብ ልዕሊ ፖለቲከኛታት ዝወርድ ጽልኢ፥ ምፍርራህን ምንግልታዕን ንምምሕያሽ ሕጂ’ውን ገና ክስርሓሉ ከም ዝግባእ...
ሩስያ ንዲፕሎማስያዊ ዘተ ዘርኣየቶ ቊሩብነት ከምኡውን ሰራዊታ ክትስሕብ ዝርርብ ምጅማራ ብኣዎንታ ከም እትርእዮ ሚኒስተር ጒዳያት ወጻኢ ሽወደን...
ኣብ ጂኦፖለቲካ ምዕራባዊን ምብራቓዊን ዓለም ሰፊሕ ተመኲሮ ዘለዎ ፕረሲደንት ፊንላንድ ሳውሎ ኒኒስቶ ኣብ ጒዳይ ቅልውላው ዩክሬይን ሰላም...
ኣመሪካ ብግዜያውነት ኤምባሲኣ ካብ ኪዬቭ ናብ ልቪቭ ክዛወር ከም ዝገበረት ገሊጻ። እዚ ዝኾነሉ ምኽንያት ሰራዊት ሩስያ ኣብ...