ዝሓለፈ ሓሙስ ምሸት፡ ኣብ ስቶክሆልም ተወሳኺ ጎነጽ ከም እተራእየ ተፈሊጡ። ፖሊስ ኣብቲ መዓልቲ ዝተኸስተ ምፍንጃርን ተዂሲን ደ...
ዜና መጽሄት
ቋንቋ ስጳኛ፡ ብዙሓት ተመሃሮ ሽወደን ክመሃርዎ ዝድልዩ ናይ ወጻኢ ልሳን ይኸውን ኣሎ። ብፍላይ ድማ ኣብ ሻድሻይ ዓመት...
ገለ ካብቶም ብ ጒሒላታት ዝፍጸሙ ምፍንጃራት፡ በቲ ኣብ ዕዳጋ ሕጋዊ ዝኾነ ፈንጂ “ሚና” ከም ዝፍጸሙ ኣገልግሎት ዜና...
ክልተ ሽወደናውያን ኣሕዋት፡ ንሽወደን ምስ ኣገልግሎት ወተሃደራዊ ስለያ ሩስያ ብምትሕብባር ክስልዩ ብምጽንሖም ንነዊሕ ዓመታት ማእሰርቲ ከም እተፈርዱ...
ሽወደን፡ ሓድሽ ወተሃደራዊ ሓገዝ ናብ ዩክሬይን ክትልእኽ ምዃና፡ መንግስቲ ሽወደን ትማል ሓሙስ ንግሆ ኣፍሊጡ። እዚ ሓገዝ መካይን...
ኣብ ዝሓለፋ ሒደት ዓመታት ብሰንኪ ለበዳ ኮቪድ ሲነማ ሽወደን ኣዝዮም ሒደት ሰባት ጥራይ ክበጽሕዎ ምጽንሖም ተገሊጹ። ንኣብነት...
ኣብ ስቶክሆልም ዝርከብ “ትካል ፊልም ሽወደን”፡ ኣብዚ ጽድያ ፊልምታት ከርኢ ምዃኑ ተፈሊጡ። ብልፍንቲ ዝስራሕ ኮመዲ “ሃሰ ኣልፍረድሰን”...
ኣብ ሰሜን ሽወደን፡ ኣዝዮም ተደለይቲ ሜታላት ብብዙሕ መጠን ኣብ ትሕቲ መሬት ከም እተዳህሰሱ ተገሊጹ። ዝሓለፈ ሰሙን፡ ብመንግስቲ...
ፈላማይ ክትዕ መራሕቲ ሰልፊታት ባይቶ እዚ ዓመት፡ ሎም ንግሆ ኣብ ህንጻ ባይቶ ሽወደን ተኻዪዱ። ቀረብ ጸዓትን ዋጋ...
ኣብ ኪስታ (ሰሜናዊ ምዕራብ ስቶክሆልም) ዝርከብ ህንጻ ኲባንያ፡ ትማል ረቡዕ ለይቲ ብእተኸስተ ሓድሽ ምፍንጃር ከም ዝዓነወ ተገሊጹ።...