ኣብ ኖርወይ፡ ካብ ዓሰርተ ተመሃሮ እቲ ሓደ ብ ዝንቡዕ ልማድ ኣመጋግባ ከም ዝሳቐ፡ ሓደ መጽናዕቲ ኣመልኪቱ። ብዘይካዚ፡ 16–19...
ዜና መጽሄት
ኣብ ሽወደን እቲ ኣዝዩ ኣገዳሲ ጒዳይ፡ ቀጻልነት ዘለዎ ሕብረተሰብ ምህናጽን ሸቶታት ክሊማ ምዕዋትን እዩ፡ ክብል ኣባል ሓምላይ...
ናይ ንግድ መስርሕ ዝዘርጒ ነግራማት ዓማዊል ንምእጋድ ዝውዕል ሕጊ፡ ሳሕቲ ጥራይ ኣብ ግብሪ ይውዕል ምህላዉ፡ ሓደ ናይ...
ኣብ ደቡባዊ ኖርወይ ዝርከባ ዩኒቨርሲታት፡ ክሳብ ናይ 200 ሚልዮን ክሮና ኖርወይ ተወሳኪ ወጻኢ ጸዓት ኤለትሪክ ምግባሮም ተፈሊጡ።...
ኣብ ኖርወይ፡ ኣእምሮኣዊ ምዝንባል ንምዕጋስ ከኒናታት ዝወስዱ ሰባት፡ ቊጽሮም እናወሰኸ ይመጽእ ምህላዉ ተገሊጹ። ኣብ ዝሓለፈ ዓመት 124,000...
ካብ ዮተበሪ ንደቡብ ዝርከብ E6 ሞቶርወይ፡ ትማል ሰሉስ ዳግማይ ተኸፊቱ’ሎ። እቲ ሞተርወይ፡ ብሰንኪ ኣብ ቀረባ ርሕቀት ኣብ...
መራሒት ሰልፊ ክርስትያናዊ ዴሞክራሲ ኦላግ ቦለስታድ፡ ንጸዓት ኤለትሪክ ኣመልኪቱ ዝተወስደ ስጒምቲታት ኣዕጋቢ ኣይኮነን ክትብል፡ ንመንግስቲ ነቒፋ። ብዘይካዚ፡...
ኣብ ሽወደን፡ ብተዛማዲ ዝወሓደ ናይ ወሊድ ኣጋጣሚታት ብምኽሳቱ፡ እዛ ሳመር ንትካላት ክንክን ጥዕና ኣዴታት ዝተዛነየት ወቕቲ ምንባራ፡...
ሽወደን ሓፈሻዊ ምርጫ ከተካይድ ሓደ ወርሒ ጥራይ ተሪፉዋ ኣብ ዘለወሉ እዋን፡ ጒዳይ ገበን ኣቓልቦ ክወሃቦ ዝግባእ ኣገዳሲ...
ፊንላንድ ንሩስያውያን ዝወሃቡ ቪዛታት ደረት ክትገብረሎም ከም እትኽእል፡ ሚኒስተር ጒዳያት ወጻኢ ፊንላንድ ፔካ ሃቪስቶ ገሊጹ። ንሱ ዝሓለፈ...