እታ ዘይሕጋውያን ስደተኛታት ዝጓዓዙላ ዝነበረሩ ጃልባ፡ ኣብ ደቡባዊ ገማግም ባሕሪ ናይ ሞሮኮ ጣርፋያ ኣብ ዝባሃል ቦታ ብምጥሓላ...
ኣህጉራዊ ዜና
ሓይልታት ጸጥታ ኣብ ልዕሊ ሰልፈኛታት፡ ድሕሪ ዝኸፈቱዎ ተኹሲ፡ ቁጽሪ ናይ ዝሞቱ ሰባት እንዳወሰኸ ከምዝኸደ ተሓቢሩ ክብል ማዕከን...
ከም ጸብጻብ ሓደ ናይ ኢራን ቤት ፍርዲ እንተኾይኑ፡ ናይቲ ሽወደናዊ-ኢራናዊ ዝኾነ ሓቢብ ቻብ፡ ተባሂሉ ዝጽዋዕ ፍርዲ፡ ሎሚ...
ኣብ ጎደናታትን ኣደባባያትን ናይ ዝድርበ ስኑስ፡ ማለት ትንባኾ፡ ንምጽራይ ተባሂሉ፡ ኣፍረይቲ ስኑስ፡ ወጻኢታት ናይ ምስካም ሓላፍነት ከም...
ብሰንኪ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ዘጋጠመ ነትጒ፡ ሰለስተ ሰባት ከም ዝሞቱ ተፈሊጡ። ጠንቂ ናይዚ ነትጒ፡ ብመንገዲ ድሮን ዝተፈጸመ...
ካብ ሎሚ ጀሚሮም፡ ኩሎም ልዕሊ 60 ዓመት ዝዕድሚኦም ሰባት፡ ክኽተቡ ክግደዱ ምዃኖም፡ ግሪኽ፡ ኣዊጃ ክብል ማዕከን ዜና...
ኣብ ማሊ ብእተኻየደ ወተሃደራዊ ዕልዋ መንግስቲ፡ ካብ ስልጣኑ እተባረረ፡ ፕረዚደንት ነበር፡ ኢብራሂም ኣቡበከር ኬይታ፡ ኣብ መበል 76...
ኣብ ኣመሪካን ካናዳን ብሰንኪ እተኸስተ ማዕበል ውርጪን በረድን ወቕቲ ሓጋይ፡ 80 ሚልዮን ህዝቢ እዘን ሃገራት ኣብ መጠንቀቕታ...
ከም ኣካል ናይቲ ብቕድሚ ትማሊ ቀዳም ኣብ ቴክሳስ ኣብ ልዕሊ ቤተ መቕደስ ኣይሁድ እተኸስተ ናይ ጀሆ ምሓዝ...