ቀዳማይ ሚኒስተር ብሪጣንያ፡ ቦሪስ ጆንሶን፡ ናይ ሩስያ ፕረዚደንት ቭላድሚር ፑቲን ኣብ ግንባር ዩክሬይን “ሽጉጥ ዓሊሙ” ኣሎ ክብል...
ኣህጉራዊ ዜና
መርመርቲ ውድብ ሕቡራት ሃገራት (UN) ኣብ ሚያንማር፡ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት፡ ልዕሊ 1000 ዝኾኑ ሰባት ብወታሃደራት ናይታ ሃገር...
ኣፍሪቃዊ ሕብረት ብሰንኪ ኣብ ቡርኪናፋሶ እተኻየደ ወተሃደራዊ ዕልዋ-መንግስቲ፥ ነታ ሃገር ካብ ኣባልነት ከም ዘደስከላ ገሊጹ። ኣብታ ሃገር...
ካብ ቁጽጽር ወጻኢ ዝኾነ ስምዒት፣ ዘሰንብዱ ሳዕቤናት፣ ሕጽበተ-ሓንጎልን ኣንጻር ሩስያ ዘቕነዐ ምሒር ጽልኣትን”። እዞም ቃላት እዚኦም፡ ብሰኑይ...
ናይ ፈረንሳ ፕረዚደንት፡ ኢማኑኤል ማክሮን፡ ምስ ናይ ሩስያ ፕረዚደንት ቭላድሚር ፑቲን፡ ብዛዕባ እቲ ኣብ ሞንጎ ዶባት ዩክሬንን...
ድሕሪ ደጊም ናይ ፈረንሳ ኣምባሳደር ኣብ ማሊ ክጸንሕ ኣይፍቀዶን’ዩ። ናይ ሽወደን ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ፡ ኣን ሊንደ፡ ነዚ...
ኣብ ምዕራባዊ ጀርመን ክልተ ኣባላት ፖሊስ ኣብ ልሙድ ናይ ትራፊክ ፈተሻ እናሃለዉ ከም እተቐትሉ ተገሊጹ። እዞም 24...
ኮንጎ: ነቶም ኣብ ቅትለት ክኢላታት UN ኢድ ኔርዎም ብዝብል እተኸሱ ብዓሰርተታት ዝቚጸሩ ኣባላት ሚሊሻ: ብሞት ፈሪዳ። ዜጋ...
ኣብ ቡርኪና ፋሶ፡ ኣብ ካልኣይ መፋርቕ ናይ ወርሒ ጥሪ፡ ክሳብ 60 ዝኾኑ “ግብረ ሽበራውያን” ከም ዝተቐትሉ፡ ኣብታ...