ኣብ ሞዛምቢክ ሓደ ጀላቢ ዓሳ ኣብ ቀላይ ዝኣተወ መርበቡ እናውጽእ ምስ ሓርገጽ ምግጣሙን ብህይወቱ ምውጽኡን መዘራረቢ ኣርእስቲ...
ኣህጉራዊ ዜና
ኣብ ብራዚላዊት ከተማ ሪዮ ዲ ጀነሮ፡ ብስደት ዝቕመጥ ሓደ ወዲ ኮንጎ ዝቐተሉ፡ ሰለስተ ሰባት፡ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ...
ህብብቲ ጸላም ተዋሳኢት ሆሊውድ፡ ዉፒ ጎልድበርግ፡ ኣብ ሓደ ናይ ተሌቪዥን መደብ፡ ቀሪባ ኣብ ዝሃበቶ መግለጺ፡ እቲ Holocaust...
ሩስያ፡ ንዩክሬይን ክትወርር እያ ዝብል ስግኣት ኣንጸላልዩሉ ኣብ ዘሎ እዋን፡ ኣሜሪካ፡ ኣብዚ ሰሙን ናብ ኣህጒር ኣውሮጳ ተወሳኺ...
ኣብ ርእሰ ከተማ ኮንጎ ኪንሻሳ (DR Congo) ኣብ ማእከል ዕዳጋ ብሰንኪ ዝወደቐ ገመድ ኤሌክትሪክ፡ ብውሕዱ 26 ሰባት...
ሰሜን ኮርያ፡ ኣብ ዝሓለፈ ሓሙሽተ ዘካየደቶ ዝሓየለ ፈተነ ሚሳይል ኣመልኪታ፡ ካብ ጠፈር እተረኽቡ እዮም ዝበለቶም ስእልታት ፈንያ።...
ኬንያ ነቶም ኣብ ብሪጣንያ ብገበን ቅትለት ዝድለዩ ክልተ ዜጋታት ብሪጣንያ ኣረኪባቶም። እዞም ክልተ ሰባት ኣብ ክሊማኒ ኣብ...
ደቡብ ኣፍሪቃ፡ ብኮቪድ ዝተለኽፉ ግና ዝኾነ ዓይነት ምልክት ናይቲ ሕማም ዘየርእዩ ሰባት ክውሸቡ ምጥላብ ክትሓድጎ መደብ ከም...
መንግስቲ ኖርወይ፡ መብዛሕትኦም እቶም እገዳታታ ናይ ኮሮና ቫይረስ፡ ካብ ሰዓት 11 ናይ ምሸት ጀሚሩ ከልዕሎም ምዃኑ ተፈሊጡ...