ሽቕለት ኣልቦነት ኖርወይ ኣብ ወርሓ ለካቲት ናብ 3.1% ምውራዱ፡ ካብ ስታቲስቲክስ ኖርወይ እተረኽቡ ሓደስቲ ኣሃዛት ኣመልኪቶም። ኣብ ኖርወይ፡...
ኣህጉራዊ ዜና
ሽወደን ኣባል ኔቶ ናይ ምዃን ሕቶ ዳግመ ግምት ጌራትሉ ኣብ ዘላ እዋን፡ ሩስያ ንህዝቢን ፖለቲከኛታትን ሽወደን ንምጽላው...
ኣብ ከባቢ ሄድማርክ ዝርከብ ባህላዊ ቅርሲታት፡ ኣብ ሓድሽ ባህላዊ ማእከል ኤልቨሩም ክዕቀብ ምዃኑ ተገሊጹ። እዚ ሓድሽ ባህላዊ ማእከል፡...
ሰለስተ ካብ ዓሰርተ ኖርዌጃውያን፡ ሃይማኖታዊ ኣርማታት ምቅጻል ክፍቀድ ይግብኦ ኢሎም ክሓስቡ እንከለዉ፡ 49% ግና ከም ዝቃወሙ፡ ን መሰል...
ሩስያ ኣርባዕተ ዲፕሎማሰኛታት ሽወደን ምስጓጓ ሚኒስተር ጒዳያት ወጻኢ ሽወደን ኣን ሊንደ ገሊጻ። ንሳ ትማል ሰሉስ ኣብ ዝለኣኸቶ ናይ...
ኣብ ሳንደፍዮድ፡ ኣብ ቀዳመ ሰንበት ብ ውድብ SIAN ምስ ዝተኻየደ ናዕቢ ብዝተኣሳሰር፡ ዓሰርተ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ምእታዎም...
ኣብ ዝበዝሐ ቦታታት ኖርወይ፡ ሃሩርን ጸሓይን ዝመልአን መዓልታት ተወዲአን፡ ሕጂ ብፍላይ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል እታ ሃገር ዝሕል ዝበለ...
ክሳብ 20 ሚያዝያ ኣብ ዘሎ ግዜ፡ 580 ዩክሬናውያን ቆልዑ ብዘይ ወለዶም ናብ ሽወደን ምእታዎም፡ ኤጀንሲ ስደተኛታት ኣብ ዘውጽኦ...
ፕረሲደንት ዩክሬይን ቮሎዶሚር ዘለንስኪ፡ ነቲ ዋና ጸሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣንቶንዮ ጉተረሽ ናብ ሞስኮ ክበጽሕ ምውሳኑ ኣመልኪቱ ኣብ...
ብምኽንይት ኣብ ሩስያ እተጻዕነ እገዳ ጠለብ ኦም ሓርከም ሽወደን ኣዝዩ ምውሳኹን በዚ ድማ ኲባንያታት ሽወደን መኽሰበን ምስሳኑን ይግለጽ...