በዓል-መዚ ሕዝባዊ ጥዕና ሽወደን እቲ ሓድሽ ካብ ደቡብ ኣፍሪቃ መጽዩ ዝተባህለ ክሮና ቫይረስ ኣብ ሽወደን ከምዘይተረኽበ ሓቢሮም።...
ኣህጉራዊ ዜና
ንሓደ ወርሒ ዝኣክል ብዙሕ ዘይውጽኢታዊ ዝርርብ ከካይዱ ድሕሪ ምጽናሕ ብሪጣንያን ኣውሮጳዊ ሕብረትን ምስ ምቕራብ ብረግዚት ናብ ስምምዕ...
ውሩይ ትካል ቢራ ቡድዋይሰር ብድሕሪ ን ክብረ ወስን ብዝሒ ሸቶታት ኣብ ሓንቲ ክለብ ማለት 644 ዘመዝገቦ ሓድሽ...
ኣብ ሃገረ ኢራቅ ብ 2007 ዓመተ ምህረት ፡ 14 ሰለማውያን ሰባት ብምቅታል ብሕጊ ተፈሪድዎም ዝጸንሑ ኣርባዕተ ወታሃደራት...
ንመሰል ደቂ ሰባት ዝከታተል ኮሚሽን ውዱብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ኪናት ትግራይ ፡ ኣንጻር ሰለማውያን ሰባት ዝቀንዐ ጃምላዊ...
ናትፊልድ ትረስት ዝተባህለ ኣማኻሪ ትካል ከም ዝሓበሮ ብሪጣንያ ካብ ኣውሮጳዊ ሕብረት ምውጽኣ ኣብ ጽላት ክንክን ጥዕና ዓብዪ...
ሓድሽ ፕረሲደንት ኣመሪካ ጆ ባይደን ስርሑ ክጅምር ሰላሳ መዓልታት ተሪፈናኦ ኣብ ዘለዋሉ እዋን ትራምፕ ኣዕናዊ ዝተባህለ ወፍሪ...
ተመሳሳልነትን ምስ ኩሮና ቫይረስ ምኻኑ ዝተነግረሉ ሓዲሽ ተላባዒ ቫይረስ ፡ ኣብ ሃገረ እንግሊዝ ከም ዝተርኣየ ሰብ መዚ...
ማዕከን ዜና ኣልኮምፒስ ትግርኛ ፡ ሽምን ቅርጽን ብምልዋጥ ካብ ዝመጽእ ዘሎ ወርሒ ጥሪ ናይ ሓድሽ ዓመት ፡...
ንሱ ነቲ ኣብ መንጐ ዕልቕልቕ ዶብን ሓድሽ ለበዳ ቫይረስን ዝተቐልቀለ ሕቶታት ምንዋሕ እቲ ተግባር ነጺግዎ’ሎ። ቀዳማይ ሚኒስተት...