ኣብ ኖርወይ ዝቕመጡ ውሱናት ጉጅለታት፡ ቀዋሚ መንበሪ ፍቓድ ንኽረኽቡ ዘድልዮም ቅጥዒ፡ ኣብ ኖርወይ ሓሙሽተ ዓመታት ክቕመጡ ከምዝግባእ...
ኣህጉራዊ ዜና
ብረቡዕ ወጋሕታ፡ ሰዓት ኣርባዕተ ናይ ንግሆ፡ ኣብ ኖርወይ፡ ምምሕዳር ያርድሩም (Gjerdrum) ዝርከብ ኣስክ (Ask) ዝተባህለ ከባቢ፡ ድሕሪ...
ሃገራዊ መዝሙር ኣውስትራልያ ዝያዳ ሓቛፊ ብዝኾነ መንገዲ ምምሕያሽ ከምዝተገብሮ ኣብ መዓልቲ ሓድሽ ዓመት ተሓቢሩ። ኣብቲ ቅድሚ ሕጂ...
ካብ ባሕቲ ጥ ሪ ንደሓር ካብ ብሪጣንያ ዝኣትዉ ተጓዓዝቲ ካብ ሕማም ኮሮና ናጻ ምዃኖም ዘርኢ መርመራ ክገብሩ...
ኣብ ሒዝናያ ዘለና ዓመተ 2021 ቀዳማይ መዓልቲ ጥራሕ 371 504 ህጻናት ከምዝተወለዱ ዓለምለኻዊ ውድብ ዮኒሴፍ ኣፍሊጡ። እዚ...
አርእስተ ዜና 1. ብሓድሽ ሕጊ ለበዳ ሽወደን፣ ኣብ ስልጣን ዘሎ መንግስቲ ዝለዓለ ስልጣን ረኺቡ። 2. ኣብ ሽወደንን...
ብመሰረት ውሳኔ ሕብረት ኤውሮጳ ክታበት ጸረ ኮቪድ 19 ካብ ዕለት 27 ታሕሳስ ናብ ኩለን ኣባላት ሃገራት ክባጻሕን...
ወትሩ ካብ ኣእምሮ ኣፍቀርቲ ስፖርት ብሓፈሻ ካብ ደገፍቲ ባርሶሎን ብፍላይ ዘይሃስስ ተዘክሮ ዘልዎም ብጥምረት MSN መሲ፣ስዋረዝ ነይማር...
ተኣምረኛ ህጻን ኣብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ዝቕመጥ ወዲ 12 ዓመት ህጻን 39 መንገዲ ኣየራት ሎጎ ጭራ ነፈርቲ...
ሎሚ ቀዳም ኣብ ሰሜን ሎንደን ተዶኪነን ናይ ደርቢ ጸወታ ዝጽበየን ዓበይቲ ጋንታታት ኣርሰናልን ቸልሲን ኣብ ሜዳ ኢማራት...