ብቕድሚ ትማሊ ቃለማሕላ ብምፍጻም ስልጣን ምምራሕ ሃገር ዝተረከበ ፕረዚደንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን፡ ብተሰናባቲ ፕረሲደንት ነበር ትራምፕ ቅድሚ...
ኣህጉራዊ ዜና
እቲ ንመበል ካልኣይ ግዜ ኣብ ዓለምና ዝተራእየ ማዕበል ለበዳ ኮሮና፡ ንኣፍሪቃ ከቢድ ሃስያ ከምዘውረደላ ዓለማዊ ውድብ ጥዕና...
ብሰንኪ ቫይረስ ኮሮና ኣብ መላእ ዓለም ዝወረደ ማህሰይቲ ነንበይኑ እኳ እንተኾነ ፡ ንዕኡ ንምፍዋስ ተጀሚሩ ዘሎ መስርሕ...
ምስፍሕፋሕ ሓድሽ ዓሌት ኮሮና ንምዕጋት ኣብ ዝግበር ዘሎ ቃልሲ፡ ዜጋታት፡ ፈጺሙ ኣድላይ እንተ ዘይኰይኑ ኣብ ውሽጢ ሃገሮም...
ሃገራት ዓለምና፡ ዜጋታተን ጸረ ኮሮና ክታባት ንምሃብ ኣብ ዝሸባሸባሉ ዘለዋ እዋን፡ ሃገረ ዴንማርክ፡ ብመጠን ብዝሒ ክትባት ዝወሰዱ...
ካብ ዴኒማርክ ናብ ሽወደን ዘምርሕ ዝነበረ ጽዕነት፡ ናውቲ ክታበት ኮሮና፡ ብሰብ መዚ ጉምሩክ ዴኒማርክ ከምዝተሃገረ ጋዜጣ ኣፍቶንብላደት...
ኣብቲ ኣብ ዓለምና ዝዓበየ ኩባንያ መፍረ ክታበት ተባሂሉ ዝእመነሉ ኣብ ሃገረ ህንዲ ዝርከብ፡ ኮሌጅ ሰሩም (Serum Institute):...
ኣብ መላእ ሃገረ ኖርወይ ዝርከቡ ባራትን መዘናግዒ ማእከላትን፡ ተነቢሩ ዝጸንሐ እገዳ መሸጣ ኣልኮላዊ መስተ፡ ከምዘልዓለቶ ኣፍሊጣ። እዚ...
ኣብ ሽወደን፡ በቲ ኣብ ሃገረ እንግሊዝ ንመጀመሪያ ግዜ ከምዝተራእየ ዝተነግረሉ ምስ ኮሮና ቫይረስ ተመሳሳልነት ዘሎዎ ሓድሽ ቫይረስ፡...