ብስም ‘’ስፑትኒክ ቪ’’ ዝፍለጥ ሩስያዊ ጸረ ኮሮና ክታበት፡ ኣድማዕነቱ ክሳብ 91.6% ክበጽሕ ከምዝኽእል፡ ትማሊ ሰሉስ፡ ዚ ላንሲት...
ኣህጉራዊ ዜና
መንግስቲ ጀርመን፡ ነቲ ብምኽንያት ለበዳ ኮሮና፡ ኣብ መላእ ሃገር ተኣዊጁ ዘሎ ሕጊ ድንጋገ እዋን ህጹጽ ሓደጋ፡ ካብ...
ብሕሱር ዋጋ ዘጓዓዕዝ ኣየርላንዳዊ ኩባንያ መንገዲ ኣየር ራያንኤየር፡ ኣብ መወዳእታ ናይ ዓመተ 2020፡ ብሰንኪ ለበዳ ኮሮና ዘስዓቦ...
ኡጋንዳዊ ፖለቲካዊ ተቛዋሚ፡ ቦቢ ዋይን፡ ንውጽኢት ሃገራዊ ምርጫ ኡጋንዳ ዝምልከት ክሲ፡ ብመንገዲ ጠበቕኡ ኣቢሉ፡ ናብቲ ኣብ ካምፓላ...
ሚኒስትሪ ወጻኢ ጉዳያት ሽወደን፡ ኣብ ምያንማር ድሕሪ ዝተኻየደ ወተሃደራዊ ዕልዋ፡ ሽወደናውያን ናብታ ሃገር ንኸይገሹ መጠንቀቕታ ኣመሓላሊፉ። ሎሚ...
ሓድሽ ፕረሲደንት ኣመሪካ ጆ ባይደን ነቲ ብ ኣህጒራዊ ጒጅለታት ረድኤት ናብ ስርሓት ምንጻል ጥንሲ ዘሳልጣ ትካላት ጥዕና...
ወኪል ስለያ ደቡብ ኣፍሪቃ ፕረሲደንት እታ ሃገር ነበር ጃኮብ ዙማ ካብ መርመራ ብልሽውና ንምክልኻል ኣብ ዝግበሩ ዝነበሩ...
መንኰርኰር ጠፈር ኣመሪካ ዝኾነይ ፐርሰቨራንስ ሮቨር ካብታ ቀያሕ ፕላኔት እናተባህለት እትጽዋዕ ማርስ ንምብጻሕ 4.5 ሚልዮን ኪሎሜትር ርሕቀት...