መንግስቲ ፊንላንድ፡ ብመንገዲ ቀዳመይቲ ሚኒስተር’ታ ሃገር፡ ሳና ማሪን፡ ሎሚ ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፡ ካብ ዕለት 8/03...
ኣህጉራዊ ዜና
እስራኤል ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ ዘይመልእ ግዜ፡ ብኢራን ይሕገዝ እዩ ንዝበለቶ ነቚጣታት ወሰናስን ደማስቆ ኣጥቂዓ ክትብል ኣልጀዚራ...
ሃገረ ፊንላንድ፡ ኣብ ዝበዝሐ ክፋል እታ ሃገር፡ ውሳነ ዕጽዋ ከተመሓላልፍ ምዃና ሎሚ ሰኑይ ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዝካየድ...
ሰብ መዚ ሶማልያ፡ ኣብታ ሃገር ናይ መጀመርታ ምዃኑ ዝንገረሉ፡ ስሩዕ ኣገልግሎት “ሞባይል ማኒ” ምሃብ ምጅማሮም ዝሓለፈ ቐዳም...
ኣብዚ ጀሚርናዮ ዘለና ወርሒ መጋቢት፡ ናይ ክታበት ፓስፖርት፡ ከመይ ከምዝመሰል፡ ውዱእ እማመ ክቐርብ ምዃኑ ፕረዚደንት ኤውሮፓዊ ኮሚሽን፡...
ኣመሪካ ነቲ ኣብ ትግራይ ዝተፈጸመ ጨፍጫፍ ንጹሃን ሲቪላውያን ብትሪ ድሕሪ ምዂናን ኣፍሪቃዊ ሕብረት ነቲ እናኸፍአ ዝመጸ ኲነታት...
ሓደ ጒጅለ ሩስያውያን ዲፕሎማሰኛታትን ስድራቤቶምን ነቲ ኣብታ ሃገር ዘሎ ኣዝዩ ተሪር ናይ ኮቪድ ሕጊታት ንምህዳም ካብ ሰሜን...
ኣብ ደቡብ ህንዲ ኣብ ዘይሕጋዊ ግጥም ደርሁ ዝተሳተፈ ደርሆ ዋናኡ ቀቲሉ ክትብል ቢቢሲ ሓቢራ ። እቲ ደርሆ...
ቤት ፍርዲ ብሪጣንያ፡ ሻሚማ በጉም፡ ናብታ ሃገር ከይትምለስን ዜግነታ ክስረዝን ምውሳኑ “ጥሕሰት ግዝኣተ ሕጊ እዩ” ክብል ሓደ...
ናብ ሃገሩ ከይስጎግ ብምባል ን3 ዓመትን መንፈቕን ኣብ ቤት መቕደስ ሚዙሪ ተዓቚቡ ዝጸንሐ ሆንዱራሳዊ ስደተኛ ካብቲ ቤተክርስትያን...