ኣብ ወርሒ የካቲት 2021፡ ኣብ ጀርመን፡ ስራሕ ኣልቦ ዝኾኑ ሰባት ክሳብ 2.7 ሚልዮን ምብጽሑ እዚ ቁጽሪ ድማ...
ኣህጉራዊ ዜና
ሰብ መዚ መክሲኮ፡ ኣብ ዶብ መክሲኮን ኣመሪካን ኣብ ዝርከባ ዓበይቲ መዓስከራት ዝርከቡ ሓተትቲ ዕቚባ፡ ክሳብ መወዳእታ ዝመጽእ...
ሃገረ ናይጀርያ፡ ካብ ዓለማዊ ፕሮግራም ኮቫክስ፡ 3.9 ሚልዮን ብልቃጥ ክታበት ኮሮና ከምዝተረከበ ማዕከናት ዜና ይሕብሩ። ኣብ መወዳእታ...
ዋና ጸሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ኣብ ልዕሊ የመናውያን ሞት ይእወጅ ኣሎ ክብል ኣጠንቂቑ። ንሱ ኣብታ ብኲናት እትሳቐ...
ፖሊስ ዴኒማርክ፡ ካብ ፖሊስ ጀርመን ብዝመጾ ሓበሬታ ተሓጊዙ፡ ካብ ብራዚል ናብ ዴኒማርክ ኣብ ኮንቴነር ተጻዒኑ ዝበጽሐ 325...
ካብ ዓመተ 2007 ክሳብ 2012 ፕረዚደንት ሃገረ ፈረንሳ፡ ዝነበረ ወዲ 66 ዓመት ኒኮላስ ሳርኮዚ፡ ብጉዳይ ብልሽውና፡ ብቤት...
መራሒ ተቓዋሚ ሰልፊ ቻድ፡ ያያ ዲያሎ፡ ኣዲኡን ወዱን ካልኦት 3 ኣባላት ስድራ ቤቱን፡ ብሓይልታት ጸጥታ መንግስቲ፡ ከም...
ርእሰ ከተማ ኖርወይ፡ ኦስሎ፡ ካብ ሎሚ ዕለት 01 መጋቢት ጀሚራ ክሳብ 15 መጋቢት ዝጸንሕ ዕጽዋ ከተካይድ ምዃና...
ብስም ሚሊሻ ኪዳን ዲሞክራስያውያን ሓይልታት ዝፍለጥ ጉጅለ፡ ኣብ ምብራቕ ሃገረ ዲሞክራስያዊት ሪፓፕሊክ ኮንጎ፡ ብዝገበርዎ መጥቃዕቲ፡ 10 ሲቪላውያን...