ኣብ ኢኳተርያል ጊኒ ብዘጋጠመ ተኸታታሊ ምፍንጃራት፡ ብውሕዱ 17 ሰባት ምሟቶምን ኣማኢት ድማ ምቚሳሎምን ሚኒስተር ጥዕና እታ ሃገር...
ኣህጉራዊ ዜና
51.2% ካብቶም ድምጾም ዝሃቡ፡ ነዚ ኣብ ህዝባዊ ቦታታት፡ ገጽ ዝሽፍን መቕንዓት ዘይሕጋዊ ዝገብር እማመ ደገፎም ሂቦም ኣለዉ...
ኣብ እዋን ካልኣይ ኲናት ዓለም፡ ሰላይ ብሪጣንያ ኮይኑ ኣብ ድሕሪ መስመር ዝሰርሕ ዝነበረ ፈረንሳዊ ዜጋ፡ ዓቢ ጅግንነት...
ሓዳስ መንኰርኰር ናሳ፡ ኣብዚ ሰሙን፡ ሓመድ ፕላኔት ማርስ ረጊጻ ክትብል ድምጺ ኣመሪካ ገሊጻ። እዛ ፐርሲቨራንስ ዝስማ መንኰርኰር...
ኣካያዲ ስራሕ ማንቸስተር ዩናይትድ ነበር፡ ሰር ኣሌክስ ፈርጉሰን፡ ኣብ 2018 ሕማም መድመይቲ ሓንጐል ከም ዘለዎ ምስ ፈለጠ...
100 ዝኾኑ ውሩያት ኢጣልያውያን ዜጋታት ናብ ትረቺያኒ መዝገበ ቓላት፡ ኣብ ዝለኣኽዎ መልእኽቲ፡ ሰበይቲ ዝብል ቃል፡ ትርጒሙ ክቕየር...
ሃገረ ዩክሬን፡ ትማሊ ዓርቢ ብ ኦንላይን ኣብ ዝፈነወቶ ናይ ምኽሻን በዓል፡ ነቲ ቦርሽ-ቢትሩት፡ ዝበሃል ዓይነት ባህላዊ መግቢ...
ኣብ ዓለም ብዕድመ ዝዓበየት ዊዝደም ዝስማ፡ ጻዕዳ ዑፍ ኣልባጥሮስ ባሕሪ: ኣብ 70 ዓመታ: ምውላዳ ተገሊጹ። እዛ ዑፍ...
ኣብ ገማግም ህንዳዊ ውቅያኖስ እትርከብ ከተማ ማሊንዲ ኣብ መበል 13 ክ/ዘመን እያ ተደኲና። እዛ ካብ ሞምባሳ ብሸነኽ...