መንእሰያት ኢማራት ብፍቕሪ ሙዚቃ 70ታት ብፍላይ Rasputin ዘርእስታ ደርፊ Bonny M ተታሒዞም ኣለዉ ክብል ጋልፍ ኒውስ ሓቢሩ።...
ኣህጉራዊ ዜና
ዝሓለፈ ሓሙስ ታሪኽ ህይወታን ተመኲሮኣን ናብ ንባብ ዘብቅዐት ህብብቲ ኣመሪካዊት ተዋሳኢት ሻሮን ስቶን ገለ ኣቓልቦ ዝስሕቡን ዘገርሙን...
ንዓሰርተታት ዓመታት ተዋሳኣይ ኣሚታብ ባቻን 60 ዝኾና ፊልምታት ውሑስ ኲነታት ኣየር ምዕቃቡ ተገሊጹ። ንሱ ኣብ ምዕራብ ከተማ...
ምክትል ፕረሲደንት ታንዛንያ ኮይና ከተገልግል ዝጸንሐት፡ ሳምያ ሱሉሑ ሓሰን፡ ፕረዚደንት እታ ሃገር ኮይና ቃለ ማሕላ ክትፍጽም እያ።...
ኣብ ጀርመን፡ መጠን መልከፍቲ ኮቪድ-19፡ ብልዑል ናህሪ ይውስኽ ኣሎ ክብል ጀርመናዊ ኤጀንሲ ተመሓላለፍቲ ሕማማት (RKI) ኣጠንቂቑ ክብል ማዕከን...
ሃገረ ኢማራት ዓረብ፡ ዝናብ ንምምንጫው፡ ኣብ ብራኸ ደበናታት ዝበራ ድሮን ኣዳልያ ኣላ። ኢማራት ብዘይካ’ዚ መደብ፡ ፕሮጀክት ሕርሻ...
ፈረንሳ ብምኽንያት ፍርሂ ሳልሳይ ማዕበል ኮቪድ-19 ን ሓደ ወርሒ ዝኸውን ን ፓሪስ ክትዓጽዋ እያ። ኣብ 16 ከባቢታት...
ሃገረ ኩባ፡ ብውሽጣዊ ዓቕማ ዘፍረየቶ ካልኣይ ክታበት ኮቪድ-19፡ ኣብ ናይ መጨረሽታ መጽናዕታዊ መድረኹ ከምዝበጸሐ ሓቢራ ክብል ማዕከን...
ፕረሲደንት ታንዛንያ፡ ጆን ማጉፊሊ፡ ኣብ መበለ 61 ዓመቱ ትማሊ ረቡዕ ምሟቱ ምክትል ፕረዚደንት እታ ሃገር ኣፍሊጣ። ማጉፉሊ...