ኣውሮጳዊ ሕብረት: ኣብ ልዕሊ ወኪል ጸጥታ ኤርትራ: እገዳ ኣንቢሩ’ሎ። እገዳ ዝገበረሉ ምኽንያት ድማ ዓብዪ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት...
ኣህጉራዊ ዜና
ሓደ ካብ ዝዓበዩ ኲባንያታት ዓለምና ምዃኑ ዝንገረሉ፡ ስዑዳዊ ኣራምኮ፡ ኣብ ዓመተ 2020፡ ኣስታት 49 ቢልዮን ዶላር መኽሰብ...
ብደፋር ብርዓ እትልለ፡ ግብጻዊት ተጣባቒት መሰል ደቀንስትዮ፡ ነዋል ኣልሳዕዳዊ፡ ኣብ መበል 89 ዕድሜኣ ዓሪፋ። ሓያልን ሓደገኛን ሰብ...
ብምኽንያት ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮሮና፡ ኣብ ማያሚ (ኣመሪካ) ናይ ህጹጽ እዋን ሓደጋ ከም እተኣወጀ ቢቢሲ ሓቢራ። ኣብዛ ደሴታዊት...
ደቡብ ኣፍሪቃ፡ ሓደ ሚልዮን ዶዛት ክታበት ኦክስፎርድ – ኣስትራ ዘነካ ክትሸይጥ ምውሳና ሚኒስተር ጥዕና እታ ሃገር፡ ዝዌሊ...
እንዳ ማርስ (ኣመሪካ)፥ ሃብቶም 70.8 ቢልዮን ዶላር ይግመት። እዞም ስድራቤት ወነንቲ ኩባንያ ማርስ እዮም። መስራቲ እዚ ኲባንያ...
ቀዳማይ ሚኒስተር ፓኪስታን ዒምራን ኻን ብ ኮቪድ-19 ከም እተታሕዘ ንጸብጻብ ሚኒስትሪ ጥዕና እታ ሃገር ብምጥቃስ ቢቢሲ ሓቢራ።...
ምስ ሜትሮፖሊታን ኦፔራ ኒው ዮርክ ንነዊሕ ዓመታት ዝሰርሐ ኣዝዩ ህቡብ ኮንዳክተር ኦፔራ ዓለምና ጄምስ ሌቫይን ኣብ መበል...
ሌክሲ ኣልፎርድ ኲለን ሃገራት ዓለም ከተባጽሕ እንከላ ጓል 21 ዓመት እያ ኔራ። ሕጂ ድሕሪ ዓመት “ሌክሲ ሊሚትለስ”...