ሳራ ኦባማ፡ እነሓጎኡ ንፕረዚደንት ኣሜሪካ ነበር፡ ባራክ ኦባማ፡ ኣብ ሆስፒታል ክእለያ ድሕሪ ምጽናሕ ከም ዝዓረፋ ዜናታት ውሽጢ...
ኣህጉራዊ ዜና
መንግስቲ ሱዳንን ብዓብዱልዓዚዝ ኣልሒሉ ዝምራሕ ዕጡቕ ተቓዋሚ ጒጅለ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ሓርነት ሱዳን–ሰሜንን ሓደ ካብተን ምስቲ ኣብ 2019...
እዚ ብኣባላት ጸጥታ ኩርዲ፡ ዝተጀመረ ስርሒት፡ ነቲ ኣብ መዕቆብ ስደተኛታት፡ ኣልሆል፡ ህይወት ዓሰርተታት ሰባት ዝቐዘፈ መጥቃዕቲ ድሕሪ...
ካብ ዝሓለፈ ሰሉስ ኣትሒዛ ኣብ መትረብ ስዌዝ ተሸኺላ ዝነበረት ኣዝያ ዓባይ መርከብ ኤቨርግሪን፡ ካብቲ ተሸኺላቶ ዝነበረት፡ ዳግማይ...
ብሰንኪ ንግድ ስኒ ሓርማዝን ምብዳም ኣከባቢን፡ ሓራምዝ፡ ናብ ደረት ምጽናት በጺሖም ምህላዎም ኣብ ቢቢሲ ወኪል ዜናታት ሳየንስ...
ብሰንኪ ምዕጋት መትረብ ስዌዝ፡ መዓልታዊ 9.6 ቢልዮን ዶላር ዝዋግኡ ኣቕሑ፡ ናብ ዕዳጋ ይቐርብ ዘይምህላዉ ጸብጻብ መጓዓዝያ መራኽብ...
ሃገረ ኖርወይ፡ ኣብ ልዕሊ ክታበት ኣስትራ ዘነካ፡ ተወሳኺ መጽናዕታት ከተካይድ መደብ ስለዘለዎ፡ ነቲ ክታበት፡ ንተወሳኺ ሰለስተ ሳምንታት...
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፡ ትማሊ ሓሙስ፡ ናብ ኣስመራ ኣትዩ፡ ናይ ክልተ መዓልቲ ምብጻሕ ኣብ ዝፍጽመሉ ዘሎ እዋን እዩ...
ኑጉሳዊ ቤተሰብ ዙሉ (ደቡብ ኣፍሪቃ)፡ ሓድሽ ንጉስ ክሳብ ዝምረጽ፡ ንሳልሰይቲ በዓልቲ ቤት መዋቲ ንጉስ (ጉድዊል ዝወሊቲኒ)፡ ስልጣን...