ካምሩናውያን ብ ሞት ተጣባቒ ሰላምን ካቶሊካዊ ካህንን፡ ክርስትያን ዊጋን ቱሚ፡ ኣብ ሓዘን ምህላዎም ድምጺ ኣመሪካ ገሊጻ። ንሱ...
ኣህጉራዊ ዜና
ኤርትራን ኢትዮጵያን ብፈደሬሽን ንምትእስሳር ዝርርብ ከም ዝጅመር ገለ ሓበሬታትት ምህላዉ ሆርን ደይሊ ዝተባህለ መርበብ ሓበሬታ ኣመልኪቱ። ፕረሲደንት...
ከም ኣካል ናይቲ ኣብ ልዕሊ ተቓወምቲ ዝግበር ዘሎ ዓፈና ወራስ ዓራት ዮርዳኖስ ነበር ልኡል ሓምዛ ቢንሑሴን ኣብ...
ኣመሪካዊ ደራፋይ ራፕን ተዋሳኣይን DMX ጽንዕ ዝበለ ሕማም ልቢ ተታሒዙ ኣብ ሆስፒታል ይእለ ምህላዉ ጠበቓኡ ሙራይ ሪችማን...
ተመራመርቲ ኣርጀንቲና መርዕድ ዝሰመይዎ በላዕ ስጋ ዝዓይነቱ ሽክና ዳይናሶር ምርካቦም ቢቢሲ ሓቢራ። እዚ ቀርኒ ዘለዎ ሉካልካን ኣሊዮክራኒዬስ...
ግብጻውያን ፎርኦናት ናብ ነቓብር ዝስነዩሉ ኣገባብ ዘርኢ ትያትራዊ ሰልፊ ኣብ ካይሮ ኣካዪዶም። እዚ ንኽዳሎ ሚልዮናት ዶላራት ከም...
ኣብ ዓዲ እንግሊዝ፡ ካብቶም 18.1 ሚልዮን ብልቃጥ ክታበት ኣስትራ ዘነካ ዝተኸትቡ ዜጋታት፡ ኣስታት 30 ዝኾኑ ሰባት፡ ደም...
ሃገረ ፓኪስታን፡ ምስ ምምሕያሽ ዝምድናታታ፡ ናህሪ ዋጋታት ንምቊጽጻር ካብ ህንዲ ገለ ጥረ ነገራት ክትሽምት ምፍቃዳ ተገሊጹ። በዚ...