ኣህጉራዊ ዜና
ኣብ ቀረባ እዋን እተኻየደ ምርጫ ሃገረ እስራኤል፡ ተዓዋታይ ብንጹር ክፍለ ብዘይምኽኣል፡ ፕረዚደንት እታ ሃገር፡ ንበንያሚን ናተንያሁ፡ ሓድሽ...
ሎሚ ረቡዕ፡ ሚኒስተራት ፋይናንስ ኣማሓዳሪ ማእከላይ ባንክን ብመንገዲ ናይ ቪድዮ ኣብ ዘካይድዎ ኣኼባ፡ ድኻታት ሃገራት ዓለማና ንምሕጋዝ፡...
ካብ ወርሒ ጥሪ 2021 ክሳብ እዚ እዋን’ዚ፡ ኢራን፡ 55 ኪሎ ግራም ዩራንዩም ከምዘፍረየትን፡ እዚ ዝፈረየ ዩራንዩም ክሳብ...
ኣብ ዕለት 1 ግንቦት 2021፡ ኩሎም ልዕሊ 18 ዓመት ዝዕድሚኦም ኣሜሪካውያን መንእሰያት፡ ክታበት ኮቪድ-19 ንኽኽተቡ፡ ብመንግስቲ ኣሜሪካ...
መንግስቲ ዴኒማርክ፡ ኣንቢርዎ ዝጸንሐ ጽኑዕ መምርሒታት ኮሮና ከምዘፍኮሰ ሓቢሩ። ካብ ሎሚ ሰሉስ ጀሚረን፡ ትካላት መስተኻኸሊ ጸጉሪ ርእሲ፡...
ኣብ ናይጀርያ፡ ሓደ ጉጅለ ዕጡቓት፡ ንሓደ ቤት ማእሰርቲ ድሕሪ ምጥቅዖም 1800 ዝኾኑ እሱራት ምምላጦም ሰብመዚ እታ ሃገር...
ደራፋይ R&B ዘዊክንድ ንግዳያት ቅልውላው ትግራይ ንምሕጋዝ ሓደ ሚልዮን ዶላር ክልግስ መብጽዓ ምእታዉ ቢቢሲ ሓቢራ። ሓቀኛ ስሙ፡...
ማሪዋና ዝተሰምየ ዓይነት ዕጸ ፋርስ፡ ንስለ ምዝንጋዕ ኢልካ ምውሳድ ሓጋዊ ንምግባር ትንቀሳቐስ ምህላዋ ሜክሲኮ ገሊጻ። በዚ ድማ...