ኣብ ከባቢ፡ ማሪና ዱባይ፡ ዕርቃነን ቀሊዐን ክሰኣላ እተረኽባ ደቀንስትዮ፡ ብምጥሓስ ስርዓት ሕብረተሰብ፡ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ምእታወን ተገሊጹ።...
ኣህጉራዊ ዜና
ኮኾብ ሪያሊቲ ቲቪ ዝኾነት፡ ኪም ካራዲሻን፡ ደምበ ቢልዬነራት ብምጽንባር ኣብ ዓለምና ካብ ዝሃብተሙ ሰባት ሓንቲ ክትከውን ክኢላ...
በዓል ቤታ ንንግስቲ ዓዲ እንግሊዝ፡ ኤሊዛቤት II፡ ወራስ ዓራት ዓዲ እንግሊዝ፡ ፊሊፕስ፡ ሎሚ ዓርቢ፡ ኣብ መበል 99...
ሕብረት ኣፍሪቃ፡ ካብ ትካል ሰሩም፡ ህንዲ፡ ክገዝኦ ወጢንዎ ዝነበረ ፍርያት ኣስትራ ዘነካ፡ ክታበት ቫይረስ ኮሮና፡ ከም ዘዋደቖ...
ግብጽን ኡጋንዳን፡ ብሰንኪ ኢትዮጵያ ኣብ መስመር ፈለግ ኒል እትሃንጾ ዘላ ሓጽቢ፡ እናነሃረ ዝመጽእ ዘሎ ወጥሪ፡ ስለያዊ ሓበሬታ...
ኣብ ዳርፉር፡ ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ግርጭት፡ ዛጊት 132 ሰባት ከም ዝሞቱ፡ ኣመሓዳሪ ክልል ምዕራብ ዳርፉር ገሊጹ። መንግስቲ...
ቀዳመይቲ ሚኒስተር ኖርወይ፡ ኤርና ሱልበሪ፡ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ የካቲት፡ ልዕሊ 10 ሰባት ኣብ ዝተኣከብሉ ጽምብል ከምዝተረኽበት፡ ንመምርሒታት...
ምምሕዳር ባየርን (ባቫርያ)፡ ፍርያት ሩስያ ዝኾነ ክታበት ስፑትኒክ ቪ፡ ብበዓል መዚ መድሃኒት ኤውሮፓ ተቐባልነት እንተድኣ ረኹቡ፡ 2.5...
ፈረንሳዊ ኮሚሽን፡ ነቲ ኣብ ዓመተ 1994 ኣብ ሃገረ ሩዋንዳ ዘጋጠመ ሂወት 800 ሽሕ ሰባት ዝቐዘፈ ዓሌታዊ ህልቂት፡...