ተዋሳኢት ካረን ኦሊቭያ ን ስድነት ስካት ሩዲን ክጾሮ ኣይክእልን እየ ክትብል ኣብታ ብ ብራድወይ እትዳሎ ሞሊን ሩዥ...
ኣህጉራዊ ዜና
ኣብ ላቦራቶሪ እተሰርሐ ድቂ ወዲሰብ ኣብ ማህጸን ህበይ ክዓቢ ከም እተገብረ ሓደ መጽናዕቲ ኣመልኪቱ። እዚ ብልፍንቲዊ ጒጅለ...
ዩትዩብ ን ኣዝዩ ጸላዊ ምዃኑ ዝንገረሉ ናይጀርያዊ ሰባኺን ናይ ቲቪ ወንጌላዊን TB Joshua ብምኽንያት “ጽልኢ ዘሳውር ፕሮግራማቱ”...
ታይለር ስዊፍት ብ ዘ ቢትልስ ተታሒዙ ዝጸንሐ ክብረ ወሰን መሸጣ ሰለስተ ተኸታተልቲ ብሉጻት ኣልበማት ሴራቶ ተባሂሉ። ትማል፡ዓርቢ...
ኣብ ፊልምታት ሃሪ ፖተር ከምኡውን ፒኪ ብላይንደርስ ብምውሳእ እትፍለጥ ሄልን ማክክሮሪ ኣብ መበል 52 ዓመታ ብሕማም ካንሰር...
ኣመሪካ፡ ናይ ሳይበር መጥቃዕቲን ካልእ ተጻብታት ሩስያ ምኽንያት ብምግባር፡ ኣብ ልዕሊ ሞስኮ እገዳ ከም ዘንበረት ተገሊጹ። እዚ...
ፕረሲደንት ሶማል፡ ናይ ስልጣን ግዜኡ ከናውሕ ምውሳኑ ኣህጒራዊ ማሕበረሰብ ብፍላይ ድማ ሓያላት ሃገራት ዘስምዓኦ ተቓውሞ ከም ዘገረሞ...
ትማሊ ሓሙስ ዕለት 15/04/2021፡ ኣብ ሰዓታት ድሕሪ ቐትሪ፡ ስደተኛታት ጽዒና፡ ካብ ቱኒዝያዊት ከተማ ስፋክስ ከም ዝተበገሰት ዝንገረላ...
ቀዳማይ ሚኒትሰር ሱዳን፡ ዓብደላ ሓምዶክ፡ መራሕቲ ግብጺ፥ ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ ጒዳይ ክርክር ኒል፡ ህጹጽ ዘተ ክገብሩ ጸዊዑ...
ካብ ጽባሕ ሰኑይ ዕለት 19/04/2021 ጀሚረን፡ ኣብ ፊንላንድ ዝርከባ ትካላት ኣብያተ መግቢ፡ ኣፍደገአን ንዓማዊል ብምሉእ ዓቕመን ከርሕዋ...