ለበዳ እናነሃረ ኣብ ዝመጻሉ እዋን፡ ኣብ ርእሰ ከተማ ህንዲ ኒውደልሂ ዕጽዋ ድሕሪ ምእዋጁ፡ ኩሎም ልዕሊ 18 ዓመት...
ኣህጉራዊ ዜና
ፕረሲደንት ሶማል፡ መሓመድ ዓብደላ መሓመድ (ፎርማጆ)፡ ምስ ሰብ ጒዳይ ፖለቲካ ሶማል ተፈጢሩ ዘሎ ቅልውላው ንምፍታሕ፡ ኣፍሪቃዊ ሕብረት...
ቼክ ሪፓብሊክ፡ 18 ዲፕሎማሰኛታት ሩስያ ክሰጒግ እየ ድሕሪ ምባላ፡ ሩስያ ከም ዓጸፋ 20 ዲፕሎማሰኛታት ቼክ ሪፓብሊክ ክትሰጒግ...
ድሕሪ ሓደ ዓመት፡ ሎሚ ሰኑይ፡ ካብ ኣውስትራልያ ናብ መዓርፎ ነፈርቲ ኦክላንድ፡ ኒዊዚላንድ፡ ዝበረሩ ሰባት ሓጎሶም ብንብዓት ከም...
ኣብቲ ቴብል ማውንተን፡ ተባሂሉ ዝፍለጥ ኲጀታት ደቡብ ኣፍሪቃ ዝተኸስተ ባርዕ፡ ናብ ቀጽሪ ዩኒቨርሲቲ ኬፕታውን ከም ዘስፋሕፍሐን በዚ...
ኢንጀንዩቲ እተባህለት ብማዕከን ናሳ፡ ዝተሰርሐት ሄሊኮፕተር፡ ኣብ ካልእ ፕላኔት እትበርር ፋልመይቲ ሄሊኮፕተር ክትከውን ከምዝኸኣለት፡ ናሳ፡ ሓቢሩ ክብል...
ኣክቲቪስት ተቓዋሚ ሰልፊ ሩስያ ዝኾነ ኣለክሴይ ናቫልኒ፡ እንድሕር ኣብ ማእሰርቲ ሞይቱ፡ ሩስያ፡ ከበድቲ ሳዕቤናት ክወርዳ እዩ ክትብል...
ኣብ 1994 ኣብ ዝተኻየደ ዓሌታዊ ምጽናት ሩዋንዳ ዝነበራ ተራ ብምሕባእ ንሳን ስድራቤታን ኣብ ኣመሪካ ዕቚባ ሓቲታ ዝነበረት...