ሃገረ ማልታ፡ እታ ቀዳመይቲ ልዕሊ 70% ካብ መንእሰያታ፡ ብክታበት ኮቪድ-19 ዝኸተበት፡ ኤውሮፓዊት ሃገር ከምዝኾነት፡ ይኹን እምበር፡...
ኣህጉራዊ ዜና
ኣብ እምባ ኚራጎንጎ፡ ዓቢ ነትጒ እሳተ ጐመራ ድሕሪ ምግጣሙ፡ ተቐማጦ ዲ/ሪ/ኮንጎ ሰቦምን ኣባይቶምን ከም ዝጠፍኦም ተገሊጹ። እዚ...
ሓደ ካብቶም ዓበይቲ ከዋኽብቲ ኮሜዲ ግብጺ ዝኾነ ሰሚር ቓኒም፡ ብምኽንያት ሕማም ኮቪድ-19፡ ኣብ መበል 84 ዓመቱ ዓሪፉ።...
ትማሊ ሰንበት፡ ኣብ ሰሜን ኢጣልያ፡ ጥቓ ቀላይ ማጆሬ፡ ብዘጋጠመ ምውዳቕ ተለፈሪካ፡ ሓደ ህጻን ዝርከቦም ብውሕዱ 14 ሰባት...
ወተሃደራዊ መራሒ ምያንማር፡ ኣብ ወርሒ ለካቲት፡ ጎነጻዊ ዕልዋ መንግስቲ ድሕሪ ምክያዱ፡ ንፈለማ እዋን ትማሊ ሰንበት ኣብ ዘመሓላለፎ...
ሃገረ ህንዲ፡ 8800 ሰባት ብቀዛፊ ሕማም “ጸሊም ፋንገስ” ከም እተለኽፉ ገሊጻ’ላ። እዚ ብሙክሮሚኮሲስ እናተባህለ ዝፍለጥ ሳሕቲ ዝረአ...
ካብቶም ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ሰራሕተኛታት ጥዕና፡ ብሰንኪ ሕማም ኮቪድ-19፡ ኣስታት 115 ሽሕ ሰራሕተኛታት ብሞት ከምተፈልዩ፡ ዳይረክተር...
ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣሜሪካ፡ ኣንቶኒ ብሊንከን፡ ሎሚ ሰኑይ፡ ናብ ማእከላይ ምብራቕ ብምብጻሕ፡ ምስ እስራኤላውያንን ፍሌስጠማውያን መራሕትን ክራኸብ...
ብምኽንያት ምቅይያር ክሊማ ዓለምና: ኣብ ዝመጽእ 10 ዓመታት: ካብ ለበዳ ኮሮና ዝኸፍእ ቅልውላው ከጋጥማ ይኽእል እዩ ክብል...